ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ አላጀ ንወረዳና እምባ ኣላጀ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ኣቅሑ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግዝእ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 8, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 22, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: እምባ ኣላጀ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 22, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ህንፃ መሳርሒ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ካብ ዕለት 07/06/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 21/06/2011 ዓ/ም ኣብ ዘሎ እዋን ዘይመለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ይዕድም

2 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ መረደእታ ከቅርብ ዝክእል፤

3 መለለይ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይ ከቅርብ ዝክእል፤

4 ኣብ ተወሳኬ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ዝኮነን ናይ ወርሒ ታሕሳስ ወይ ጥሪ 2011 ዓ/ም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

5 ናይ መቅረባይነት ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

6 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

7 ኣብ ዝተገበረ ጨረታ ናይ በዝሒ 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ከም ዝከኣል ምፍላጥ የድሊ፤

8 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ንመሳርሒ ፅሕፈት ዕለት 22/06/2011 ዓም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ይክፈት፤

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብከፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344-210089 ወይ 0344-210276 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ድሕሪት
ጨረታ መደብ