ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ናይ ቤት ማዘጋጃ ን2011ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ደረቅ ጓሓፍ ምልዓል ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 1, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 19, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:8000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 19, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ክ/ከ/ቀ/ወ/ት/ፋ/ኣቅ/ጨ/መ/ቁፅሪ 002 ደረቅ ጓሓፍ ናይ ሲፒኦ ዋጋ 8000.00 ቅርሺ

ተጫረቲ ንዞም ዝስዕቡ ረቆሕታት ከማእሉ ይግባእ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ፣ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገብሉ መረጋገፂ ዘቅርብን ናይ ቫት መወዳእታ ወርሓዊ ሪፖርትን ብትካሎም ዝወፀ ኣካውንት ናምበር ዘቅርቡ፤

2 ዝተዓሸገ ፖስታ ገይሮም 1 ኦርጂናል ዶክመንት 2ተ ፎቶ ኮፒን ከቅረብ ዝክእሉን ናይ ትካም ማህተም ዘዓረፎ ፖስታ ዘቅርቡ፤

3 ሰነድ ጨረታ መዐደጊ ብር 50.00 ሓምሳ ቅርሺ፤

4 ሰነድ ጨረታ ዝቀርበሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 19/06/2011 ዓ/ም ኮይኑ ሰዓት 8:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት፤

5 ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

6 ሰነድ ጨረታ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን አብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር፤

ኣድራሻና ኣብ ክፍለ ከተማ ቐደማይ ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምን ከባቢ ጁብሩክ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 14 እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0937-023598 ወይድማ 0342-405123 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ