ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ፈርኒቸር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 30, 2011 08:45 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 30, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ፤መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ ከቅርብ ዝክእል፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 27/05/2011ዓ/ም ዕለት ክሳብ 30/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00

3 እዚፕሮፎርማ ዕለት 30/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:45 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-403477/408299 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ድሕሪት
ጨረታ መደብ