ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ብናይ ላይብሊ በጀት ሕርሻ ገጠር ልምዓት ኣገልግሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ብፕሮፎርማ ምልክታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 29, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መኮኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 29, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሰነድ ጫረታ ካብ 23/05/2011 ዓ/ም ክሳብ 29/05/2011 ዓ/ም ዘይምለስ 20.00 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ ማይጨዉ ኣብ ጥቃ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝርከብ ኮንደሚኔም ቁፅሪ 2  ፋይናንስ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን መፂኡኩም ጨረታ ሰነድ ንክትወስዱ ንሕብር

2 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግድን መቅረባይነትን ዘቅርብ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ናይ ወርሒ ሕዳር 2011 ዓ/ም ሒሳቡ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

4 ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ዘቅርብ፤

5 መከበሪ ፕሮፎርማ ምልክታ 3000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ አለዎም፤

6 እቲ ፕሮፎርማ ምልክታ 29/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ወኪላት ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት፤

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347-770419 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ