በዚ መሰረት
1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ዝትሐደሰ ንግዲ ፍቃድ መቕረባይነት ዘለኩም::
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ/TIN/ መረዳእታ ክተቕርቡ እትኽእሉ::
3 ቫት ዝተመዝገብኩምን ኣብ 2011 ዓ/ም ናይ ወርሒ ታሕሳስ ዲክለር ዝገበርኩምን::
4 ተጫራቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር /specification/ መሰረት መሊኡ ዘቕርብ ክኸዉን አለዎ::
5 መቅረብቲ ካብ ዕለት 20/05/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 04/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 11:30 ዘይምለስ 50.00 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድን ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይካአል::
6 መኽበሪ ጨረታ 4000.00 /ኣርባዕተ ሽሕ/ ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅደሚ እቲ ፖስታ ምኽፋቱ ክትሕዙ አለዎም::
7 ጨረታ ዝዕሽግሉ ዕለት 05/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸቡ ይክፈት::
8 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይረኺቦም እዉን እቲ ጨረታ ንምክፋት ዝዓግቶ የለን።
9 ዘድሊ በዝሒ ዶክሜንት ኦርጅናል ምስ ኮፒ ተዓሺጎም ከቅርቡ ኣለዎም።
10 ጨረታ ዝፀንዐሉ ግዜ እቲ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩን 45 ናይ ስራሕ መዓልቲ እዩ:
11 ተጫረቲ እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ደሚሮም አብቲ ቤ/ፅሕፈትና ኣብ ዘዳለዎ ሰነድ ድልየት መግለፂ ጥራሕ ይኮዉን::
12 አብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን።
13 ተሳተፍቲ አብ ሰነድ ጨረታ ማህተም ናይ ድርጅትኩም ከዓርፎ አለዎ።
14 ቤ/ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይም ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሓለወ እዩ::
ኣድራሻ- ሓዱሽ ህንፃ ኤጀንሴ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ጎኒ ቤት ትምህርቲ መርሲ ፋይናንስን ህንፃ 1ይደብሪ ቑፅሪ 105 ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን::
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-406380 ምርካብ ይከኣል::
ድሕሪት