ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

1 ፕሮፎርማ ዝወፀኣሉ ዕለት 20/05/2011ዓ/ም ክሳብ 22/05/2011 ሰዓት 11:30

2 ፕሮፎርማ ዕለት 23/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409343 ይደውሉ፤ 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ