ኣብ ቢሮና ፀጥታን ምም/ር ብ/ክ/መ/ትግራይ ንቢርኡ ዘገልግል ናይ መኪና ትግ 4-01691 ሞዴል HZJ 79L ፓትሮል ዳብል ጋና ናይ መኪና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 18, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 21, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 21, 2011 08:31 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ንግዲ ፍቃድ ፤መለለይ ቁፅሪ፣ ግብሪ ዝከፈለሉ፤ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ሒዞም ክመፁ ዝክእሉ፤   

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 17/05/2011ዓ/ም ክሳብ 21/05/2011ዓ/ም ይከውን፤

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409947 ምድዋል ይከኣል::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ