ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ንመስኮትን በርን መምሃሪ ክፍልታት ግልጋሎት ዝውዕል መስታወት ጎሚኒ /ግላስ ራበር/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/05/2011ዓ/ም ክሳብ 16/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 16/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:30 ይክፈት::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-460525/0062/0065 ምድዋል ይከኣል::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ