ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ኣብ ጠቅላላ ምሕደራ ገንዘብ ንብረትን ኣመልኪቱ ስልጠና ንክህብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሰልጥን ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 15, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • ትምህርቲን ትሬይንግ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/05/2011ዓ/ም ክሳብ 23/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 23/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ሰዓት 9:30 ንግሆ ይክፈት::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-470092 ምድዋል ይከኣል::   

ድሕሪት
ጨረታ መደብ