ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ቴሞምስ፣ ጉ/መ/ሰ፣ ኮ/መ/ት፣ መ/ምልማዕ ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 7, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 8, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 9, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ጀሚሩ 06/05/2011 ክሳብ ዕለት 8/05/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00 ድ/ሰዓት

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይክፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408757 ምድዋል ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ