ትካልና ዲ.ቢ.ኤል ኢንዱስትሪ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ኣብ ከተማ ኩሓ ጣብያ ማይፀዶ ብለት ኣብ ዝብሃል 78 ሄክታር መሬት ብምውሳድ ናይ ጨርቃ ጨርቂ ፋብሪካ ንምትካል ናይ ፕሮጀክት ህንፀት ኣብ ምስላጥ ይርከብ።በዚ መሰረት ኮንስትራክሽን ዝተፈላለዩ ማሽናት ተዓሺጎምሉ ዝመፁ ዝተፈላለዩ ቀርፅራፅ ሓፃዊን፣ ቁርፅራፅ ቴንዲኖኘ ናይ ቀለም ታንካታት ጠቅላላ ብግምት 200 ኩንታል ዝኸውን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም።

 ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቋሒ

1 ተጫረቲ ናይ 2011ዓ/ም ናይ ስራሕ ግብሪ ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ተጫረቲ ንጨረታ ዝቐረበ ቁርፅራፅ ሓፃዊን ኣብ ኲሓ ብለት ኣብ ዝረከብ ፋብሪካና ኩሉግዜ ካብ ሶኒ ክሳብ ቐዳም  ካብ ዕለት 11/01/2019 ጀሚሩ -17/01/2011 ኣ.ፈ ንጉሆ ካብ ሰዓት 2:30 ክሳብ ድሕሪ ሰዓት 11:30 ብኣካል ብምቅራብ ክሪእዎን ዋጋኦምን ንሓደ ኪሎ ብክንደይ ከምዝገዝኡ ብምንፃር ብዝተዓሸገ ፖስታ ነቲ ጨረታ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከእትው ይኽእሉ።

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 10000.00 ሽሕ ብር ብሲፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም ።እቲ ሲፒኦ ምስ ጨረታ ሰነድ ተዓሺጉ ክቀርብ ኣለዎ።ምስ ጨረታ ዘይተዓሸገ ሲፒኦ ወይ ጥረገንዘብ ብዝኮነ ይኹን መልክዕ ተቀባልነት ኣይህልዎን።

4 ተጫረቲ ናይ ታክሲ ኸፈልቲ ምስክር ወረቀት መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ፤

5 ጨረታ ዕለት 17/01/2019 ዓ.ም.ፈረንጂ ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ድልየት ዘለዎም ተጫረቲ ወይ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይኽፈት።

6 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ምዃኑ ዘይምዃኑን ክጠቅሱ ይግባእ።እንተዘይኮይኑ ግና እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ብዘይቫት ተሓሲቡ ይውሰድ።

7 እዚ ጨረታ ሲዒርካ ምስተበሃለ አብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ምሉእ ክፍሊት ከፊሉ እቲ ንብረት ብናይ ዓርሱ መፅዓኒን መጓዓዝያን ከልዕል ዝኽእል ክኸውን ኣለዎ።እንተዘይኮይኑ ነቲ ጨረታ ዘትሓዝዎ መኸበሪ ጨረተ ናብ ትካል ኣታዊ ኮይኑ ትከልና ካልእ ዝሓሸ ኣማራፂ ይወስድ።

8 ተጫረቲኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ምሉእ ናይ ትካልኩም ማሕተምን ሽምን ይጠቀሙ

9 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ በሰ.ቁፅሪ 0914-708993 ምድዋል ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1045)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4459)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7189)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s