ማእኸልምርምርሕርሻኣላማጣ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ አቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ ካብዚንታሕቲዝተዘርዘሩኣቕሑትመሰረትብምግባር

ምልክታጨረታ

ማእኸልምርምርሕርሻኣላማጣ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ አቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ ካብዚንታሕቲዝተዘርዘሩኣቕሑትመሰረትብምግባር

ሎት  1  ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት -  3000 C.P.O ብር

ሎት  2  ናይ ፅሕፈት መሳርሒ- 2000 ብር C.P.O

ሎት  3 ህንፃ መሳርያ-  2000 ብር C.P.O

ሎት  4 ናይ ምርምር አቁሑት ኬሚካል ፀረ ባልዕ -  3000 ብር C.P.O ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

  1. በቲ ዘፈረ ናይ  2007 ዓ/ም  ዝተሐደሰ ፍቓድ ንግዲ::
  2. ናይ ሓዱሽ መቅረባይነት መምርሒ መሰረት መቕረባይነት ካርዲ ዘለዎ::
  3. ናይ ቫት ሰርትፍኬት ዘለዎ::
  4. ቲን ነምበር ዘሎዎ::
  5. ቅድሚ ሐደ ወርሒ ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ
  6. ንፅሕፈት መሳርሒ ብር 2000 ን መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብር 3000 ህንፃ መሳረሒ 2000 ን ምርምር ኣቁሑትን ኬሚካል- ፀረ ባልዕን 3000 ብር ብጥረ ገንዝንብ ወይ ብሲፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ከትሕዙ አለዎም::
  7. አብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ ኣቁሑት ብር 30 ብምኽፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ጥራሕ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ወይ ማእኸል ምርምር ሕርሻ አላማጣ ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ ይከአል
  8. እቲጨረታሳንዱቅዕለት  04/01/07  ልክዕሰዓት  4:30  ተዓፅዩብተመሳሳሊዕለትሰዓት  5:00  ተጫረቲወይሕጋዊወክሎምቶምኣብዝተረከብሉኣብቤትፅሕፈትኢንስቲትዩትምርምርሕርሻትግራይ (ዒላላ)ይኽፈት::

 

  9 ቤትፅሕፈትናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡነቲ ጨረታብሙሉእይኸንብኽፋል ናይምስራዝ  መሰሉዝተሐለወእዩ::

 

  • ንተወሳኪሐበሬታስለኪቁፅሪ  03 47 74 05 46 ወይ 03 44 40 28 01 ምሕታት ይከአል

 

 

 

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1045)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4459)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7189)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s