ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእከል (TDA) ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ንብረታት ዘገልገሉን ሓድሽን ባህርዛፍ ቆርቆሮን ብጨረታ አወዳዲሩ ክትሽይጥ ትደሊ
1 ዘይንበብ ፎቶ ኮፒን ስርዝ ድልዝ ዘለዎ መረዳእታ ፈፂሙ ተቐባልነት የብሉን
2 እዚ ጨረታ ካብ 12/12/2007 ዓም ክሳብ 18/12/2007 ዓ/ም አብ አየር ፀኒሑ ዕለት 18/12/2007 ዓ/ም ንጎሆ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ሰዓት 3:30 ንጎሆ ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእከል ይክፈት
3 ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእከል ዝሐሸ መማረፂ እንትረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
4 ዝርዝ ጨረታ ሰነድ ብር 20 (ዒስራ ብር) ብምክፋል ካብ ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእኸል ምዉሳድ ይካኣል
5 ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዓዝያ ዝወስድ
6 ተወዳደርቲ ጨረታ መክብሪ ብ CPO ብስም ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእኸል ወይ ብጥረ ገንዝብ 500 ብር ከትሕዙ ይግባእ
7 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0345591489 /0914138905 ምድዋል ይካአል እዩ
ተቁ |
ዓይነት ኣቕሓ |
መዐቀኒ |
በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ንጠቕላላ ዋጋ |
መብርሂ | ||
ብር | ሳንቲም | ብር | ሳንቲም | |||||
1 | ቆርቆሮ ዘገልገለ | ብጅምላ |
|
|
|
|
| አብቲ ቦታ መፂእካ ብምርኣይ |
2 | ባህርዛፍ ሓድሽን ዘገልገለን | ብጅምላ |
|
|
|
|
| አብቲ ቦታ መፂእካ ብምርኣይ |
ድሕሪት