ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፅሬትን ፅባቀን መ/ልምዓትን ፖሊስ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መ/ጎማን ባትርን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

ዝርዝር መግለፂ

መለክዒ

በዝሒ

ነ/ዋጋ

ቤ/ፅሕፈት

መብርሂ

1

ናይ ስኪፕ ኮደር ካላማደሪያ

10*20

ብቁፅሪ

21

ፅሬትንፅባቀን

2

ናይ ስኪፕ ሎደር ባትሪ ምስ ኣሲዱ

120 A

ብቁፅሪ

2

ፅሬትንፅባቀን

3

ናይ ሮሉ ባትሪ ምስ ኣሲዱ

100 A

ብቁፅሪ

2

ፅሬት/ፅባቀን

4

ናይ ፓወር ፕላስ ሎደር ካላማደሪያ

26.5*25

ብቁፅሪ

2

ፅ/ፅባቀን

5

ናይ ፓወር ፕላስ ሎደር ፕላብ

26.5*25

ብቁፅሪ

2

ፅ/ፅባቀን

6

ባትሪ 70 A 12 V

ብሳምፕል

ብቁፅሪ

03

መ/ልምዓት

7

ናይ ትዮታ ባትሪ 70 A

ብሳምፕል

ብቁፅሪ

01

ፖሊስ

1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 10/04/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00 ተዓፅዩ ዕለት 11/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408737/408501ደዊሎም ክሓቱ ይኽእሉ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ