ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ዓዲ ረመፅ ኣብ 2011 ዓ/ም ኣብ ጣብያ ደጀና ፍሉይ ቦታ ካዛ ዝርከብ ዝተፈላለዩ ዓይነት ፀፀር ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።ዓይነታት ፀፀር ብግምት በዓል 01 400m3 ፣ በዓል 02 ፀፀር 300m3 ፣በዓል 03 ፀፀር 600m ፣

እንትኸውን ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግብኡ ረቋሕታት

1 ንመኸበሪ ጨረታ ዝውዕል ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ 20000.00 ሽሕ ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ሲፒኦ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝኽእል፤

2 ሰዓራይ ጨረታ እቶም ቅድም ኢሎም ዝተረጋገፁ ዓይነታት ፀፀር ኩሎም ክገዝእ ዝኸእልን ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ዝወስድ፤

3 ሰነድ ጨረታ ካብ 20/03/2011ዓ/ም-05/04/2011ዓ/ም ሰዓት 7:30 ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምኽፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ንግድን ኢንዳስትሪን ወይድማ ቤት ማዘጋጃ ከተማ ዓዲ ረመፅ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር/ንብረትን ክወሰድ ዝኽእል፤

4 ጨረታ ተኸፊቱ ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ 10% ብጥረገንዘብ ወይ ሲፒኦ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ኣትሒዙ ውዕሊ ክኣስር ዝኽእልን ናይ ዝኣሰሮ ንብረት ጠቅላላ ገንዘብ ውዕሊ ዝኣሰርን ውዕሊ ካብ ዝኣሰርሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 15 ተኸታተልቲ መዓልታት ኣታዊ ክገብር ዝኽእል፤

5 ሰነድ ጨረታ ብፖስታ ብምዕሻግ ሓደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን ዋናን ቅዳሕን ነንበይኖም ብምፍላይ ኣብ ውሽጢ ሽምን ፊርማን ዓሪፍዎ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ከተማ ዓዲ ረመፅ ቤት ፅሕፈት ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር/ንብረትን ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ 05/04/2011ዓ/ም ሰዓት 7:30 ኣታዊ ይገብሩ።

6 ጨረታ 05/04/2011ዓ/ም ሰዓት 7:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:00 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረኸብሉ ኣብ ቤት ማዘጋጃ ከተማ ዓዲ ረመፅ ከ/ ስ/ ዕ/ ፋይ /ምም/ ር/ ንብረትን ይኽፈት። ተመሊኡ ንዝቀርብ ሰነድ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘየለውሉ ይኸፈት።

7 እቶም ዓይነታት ፀፀር ኣካል ኣብ ከባቢ ወልቃይት ጣብያ ደጀና ፍሉይ ቦታ ካዛ ከይድካ ምርኣይ ይከኣል።

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

9 ጨረታ ኣብ ዝኽፈተሉ ቦታን እዋንን ኩሉ ሕ/ሰብ ቀሪቡ ንክከታተል በዚ ኣጋጣሚ ንሕብር።

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0945-282705/0936-239375 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s