1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ኮይኖምን ናይዚ ዘበን ንግዲ ፍቃዶም ዘሐደሱን
2 ናይ መቅረባይነት ፍቃድ ሰርትፊኬት ከቅርቡ ዝኽእሉ
3 ናይ ከፋሊ ግብሪ መለለይ ቁፀሪ (ቲን ናምበር) ከቅርቡ ዝኽእሉ
4 ብውዕሎም መሰረት ግዴታ ናይ ምፍፃም ድሌት ዘለዎ፤
5 መኸበሪ ጨረታ ብር 3000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ብፖስታ ዝተዓሸገ ከትሕዙ ዝኽእሉ፤
6 ሰዓራይ ትካል ነቲ ንብረት ብስፔሰፊኬሽን መሰረት ፅሬቱ ብበዓል ሞያ ምሰተረጋገፀ ናብ ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ዝገብር
7 ተጫረቲ ኣብ ትሕቲ ዝቀረበሎም ዋጋ መምልኢ ሰንጠረዥ ሽምን ክታምን ኣድራሻ ከስፍሩ ኣለዎም።
8 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ካብ ዕለት 07/03/2011 ዓ/ም ከሳብ 28/03/2011ዓ/ም ይኸውን።
9 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/03/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅ.ቀትሪ ኾይኑ ጨረታ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅ.ቀትሪ ኣብ JSI researcher & training Inst. Ink-L10k Nilex ህንፃ ጠቃ ሸባ ዩኒቨርስቲ ኮሌጅ ራብዓይ ደብሪ መቐለ
10 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፈል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ ሕሉው እዩ።
11 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት JSI researcher & training Inst. Ink-L10k Nilex ህንፃ ጠቃ ሸባ ዩኒቨርስቲ ኮሌጅ ራብዓይ ደብሪ መቐለ ምውሳድ ይከኣል።
መብርሂ
-1 ኩሎም ዶክመንትታት በቲ ምልክታ መሰረት ክቀርቡ ኣለዎም
2 ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ኾይኑ ግን ዘይተፈረመሉ ግልፅነት ዘይብሉ መረዳእታ /ፅሑፍ ውደቂ እዩ
3 ሲፒኦ ብሽም JSI researcher & training Inst. Ink-L10k Nilex ተባሂሉ ክስራሕ ኣለዎ።
ድሕሪት