ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዋንነቱ ናይ ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሽራሮ ከይዲ ሰራሕ ፅሬትን ፅባቀን ዝኾነ ኣብ ከተማና ተኽልን ሳዕርን ማይ ንምስታይ ቦቲ መኪና ማይ ንምጉዕዓዝ ብኽራይ ዘቅርብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከቅርብ ይደሊ። ስለዚ ቀፂሎም ዘለው ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክተወዳደሩ ይዕድም። ስለዚ ቀፂም ዘለው ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

1 ሕጋዊ ዝኮነ ናይ መኪና ዋንነት ሊብሬ ከቅርብ ዝኽእል

2 ብናይ ምጉዕዓዝ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ

3 ናይ 2011 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

4 መለለይ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይነት ከቅርብ ዝኽእል

5 ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዘለዎ

6 ኩሎም መረዳእታ ቅዳሕ ብምግባር ኣብ ፖስታ ዓሺግኩም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ  ናብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ከተማ ሽራሮ ክትእትው ትኽእሉ፤

7 ናይ ማይ መስተይ ቱቦ፣ ናይ ነዳዲ ፣ናይ ጀነሬተርን ሽፌርን ብበዓል ዋና መኪና ዝሽፈን ይከውን።

8 ሰርቪስ እንተጋጥም ብቅያር መኪና በዘይምቁራፅ ኣቅሪቡ ከሰርሕ ዝኽእል፤

9 ኣብ ከተማና ዘለዋ ትካላት (ሆስፒታል፣ ጣብያ ጥዕና ፣ኣብያተ ትምህርቲ፣ ናብ ቤት ማዘጋጃን ካልኦት ትካላትን ማይ ከብፅሕ ዝኽእል፤

10 ወኪል መኪና ናብ ከባቢ መጠራቀሚ ጉሓፍ ከብፅሕ ዝኽእል፤

11 አብ ተወሳኺ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ ነሓሰ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል፤

12 መኸበሪ ጨረታ 5000.00 (ሓሙሽተ ሽሕ) ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ደማ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል፣

13 መኸበሪ ውዕሊ ካብ ጠቅላላ ዘሸነፎ 10% ብጥረ ገንዘብ ወይ ደማ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል፤

14 ተጫረቲ ካብ 20/02/2011ዓ/ም -10/03/2011 ዓ/ም ካብ ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር ንብረትን ክወስዱ ይኽእሉ።

15  እቲ ጨረታ 10/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት  ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ረፋድ ይኽፈት።

16  እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ 0933-081061 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

  

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s