ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ዝሳተፉ በዚ ስዒቡ ዝተዘርዘረ ረቋሒ ከማልእ ኣለዎ።
1 አብቲ ጨረታ ሕጋውያን ነጋዶ ዝተጠቐሰ ሞዴል/ Specification/ ድማ ምስራዝ አይካአልን
2 ናይዚ ዓመት 2011 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን ግበሪ ሙሉእ ዝከፈለን
3 ንሐደ ደኩመንት ዘይምለሰ ብር 100 /ሐደ ሚኢቲ/ ከፊሉ እቲ ጨረታሰነድ ካብ ቤ/ ፅሕፈትና ወረዳ ቆላ ተምቤን ቤት ፍርዲ ክፍሊት ብምክፋል ክወዳደር ዝደሊ
4 ተገዚኡ ዝመፀእ ንብረት ኦርጅናል( ትክክለኛ) ምዃኑ ሓላፍነቱ ወሲዱ ዘቅርብ
5 ንመኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን ብር 3000.00/ ሰለስተ ሽሕ ብር/ ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ::
6 እዚ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::
7 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ይኩን ፖስታ ናይ በዓል ዋና ሕጋዊ ማሕተመን ፊርማን ክህልዎ አለዎ
8 እዚ ጨረታ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኦርጅናል ኮፒን ነንበይኑ አተሓሒዙ ናብ ዝተዳለወ ሳፁን ክኣትዉ አለዎ
9 ቫት ዝተመዝገበን TIN Number ምዝገባ ዘለዎ መቅረባየነት መረዳእታ ዘለዎን እዋናዊ ዲክለረሽን ከቅርበ ዝክእል
10 እዚ ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 17/02/2011 ዓ/ም ክሳብ 02/02/2011 ዓ/ም ኣብ ቤት ፍርዲ ወረዳ ቆላ ተምቤን
11 እዚ ጨረታ ዝክፈተሉ ቤት ፍረዲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ዕለት 02/02/2011 ዓ/ም ኮይኑ በዚ ዕለት ድማ እቲ ጨረታ ዝዕሸገሉ ሰዓት 8:30 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ሰዓት 9:00 ይኸዉን
12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344-461034/0344-460109
ድሕሪት