ማእኸል ቤት ህንፀት ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ዝተበጀተሉ በጀት መሰረት ብምግባር ንዝተፈላለዩ ኣገልግሎት ዝውዐሉ መሳርሐታት ፅሬትን ፅሕፈትን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

                                 ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባአ ረቋሒታት

1 በቲ ዘፈር ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልሉ ኣብ ናይ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ

2 ተወሳኺ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ ዘቅርቡን ናይ ኸፋሊ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ (Tin Number) ከቅርቡ ዝኽእሉ

3 ናይ ወርሒ ነሓሰ 2010ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝኽእሉ

4 ተጫረቲ ዝተጫረትሉ መወዳደሪ ዋጋ ብዘይ ስርዝ ድልዝ መሊኦም ብንፁር ስምን ኣድራሻን ፊርማን ማሀተምን ገይሮም ፋይናንሻልን ቴክኒካልን በብበይኑ ኣብ 2 ፖስታ ዓሺጎም ሕድሕድ ሰነድ ዋናን ቅዳሕን ተማሊኦም ኣብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕን ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ማእኸል ቤት ህንፀት ዓብይ ዓዲ ንጨረታ ዘተዳለወ ሳንዱቅ ከእትው ኣለዎም ።

5 ተጫረቲ ጨረታ ካብ ዝሰዓርሉ ዕለት ጀሚሮም ኣብ ውሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ሕጋዊ ውዕሊ አሲሮም መኸበሪ ውዕሊ 10% ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከድሕዙን ዝኽእሉን ተጫረቲ ዝሳዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ናብ ማእከል ቤት ህንፀት ዓብይ ዓዲ ከቅርቡ ኣለዎም

6 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለሰ 30 ቅርሺ ብምኽፋል ካብ ደጋፊ ስራሕ ከይድን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ማእኸል ቤት ህንፀት ዓብይ ዓዲ ምውሳድ ይኽእሉ

7 ተጫረቲ ዘቐረብዎ ንብረት ንምርአይ(sample) ናብቲ ትካል መፂኦም ክርእዩን ክወስዱን ይኽእሉ

8 ከይዲ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ገዜ 09/01/2011-01/02/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት 4: ቅድሚ ሰዓት ይኽፈት።

9 ተጫረቲ ንመኸበሪ ጨረታ ዝምለስ 3000.00 ሽሕ ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረገገፀ ሲፒኦ ማለት እውን ቼክ ክትሕዙ ኣለዎም ።

10 ጨረታ ብዘይኣግባብ ንምዝባዕ ዝፈተኑ ስጉመቲ ንወስድ ኾይንና ከምኡውን ዘድሐዝዎ ገንዘብ ዝውረስ ምኻኑ ክፈልጡ ኣለዎም

11 ኣብ እዋን ጨረታ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ክቀርቡ ኣለዎም እንተዘይቀሪቦም ጨረታ ዘይተአጓገል ወይድማ ዘይቃረፅ ምኻኑ ንሕብር

12 እዚ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

      ንተወሳኺ ሐበሬታ ብኣካል መፂኦም ወይድማ

በቁፅሪ ስልኪ 0348-460123 0914-154817 0930-314056 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s