ትካልና ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዩጰያ ኣብ ትሕቲኡ ንዝርከቡ ተምሃሮ ን2011 ዓም ዘበነ ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናዉቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 5, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 4, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 4, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ
S/N Description Quantity Remark
1 Exercise book 12,410 50 Sheets Normal sinner line
2 Exercise book 170 50 Sheets Square sinner line
3 Pen 10540 Original Bic based on sample
4 Pen 170 Original Bic based on sample
5 Duster 34 Omega duster for Black board
6 Chalk 68 ABC chalk In packet
7 Permanent Marker 132 288 In packet
8 Paper sheet A4 88 80 gram (Desta paper copy paper Indonesia

1 እዚ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሱ ረቆሒታት ዝተማልኡ ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ እቲ ናይ ጨረታ ዶክመንት ስፔስፊኬሽን ዝሐዘ ቅጥዒ መምልኢ መምልኢ ናብ ቤት ፅሕፈትና ብምምፃእ ወሲድኩም ብስም ብዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት አታዊ ንክትገብሩ ክንገልፅ ንፈቱ

1 በቲ ሞያ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎዋ

2 ናይ 2010 ዓም ፍቃድ ዘሐደሰ

3 ናይ ከተማ ልምዓት ሓፂር ምዝገባ ዝገበረ

4 ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ

5 ናይ ጨረታ ዉሕስና 2 ሚእታዊ ከትሕዝ ዝክእል

6 ኣብ ሐደ ሰሙን ጊዜ ዉሽጢ እቲ ንብረት አታዊ ክገብር ዝክእል

7 ንመንግስቲ ዝግባእ 2 ሚእታዊ ዊዝሆልድንግ ታክስ ከምዝቁረፅ ሩዱእ ምግባር

8 እቲ ንብረት ፅሬቱ ብዝሐለወ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ መቐለ ክፈለ ከተማ ሓድነት ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና አታዊ ክገብር ዝክእል

9 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዓርቢ ዕለት መስከረም 4/2011 ዓም ሰዓት 8:00 እንትከዉን እቲ ጨረታ ድማ ድሕሪ ሐደ ሰዓት ማለት እዉን መስከረም 4/2011 ዓም ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት

10 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ክፍል ከተማ ሐድነት ቀበሌ 18 ፊት ሸባ አካዳሚ ስቁ 0344409442/0344410810

ድሕሪት
ጨረታ መደብ