ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር (ኣዉቶሞቲቭን ሕርሻ ማሽነሪን ቢዝነስ ዩኒት) ቑርፅራፅ ብረትን ዓብዩ ባራንኮን ብጨረታ ክወዳደር እትድልዩ ብቅዓት ዘለኩም ተጫረቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝርዝር መዐቀኒ እተማልኡ ንክትሳተፉ ኩባኒያና ይዕድም

1 ተጫረቲ ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ስራሕ ፍቃድ : ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለዩ ቁፅሪ ኦርጅናልን ብምርኣይ ናይቲ ዝተሐቃሰ ደኩመንት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምትሓዝ ዘቅርብ

2 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዋጋ ብዝትዓሸገ ፖስታ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 9/8/2018 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 15/ 08/2010 ዓም ድሕሪ ሰዓት ልክዕ ሰዓት 8:00 ኣዉቶሞቲቭን ሕርሻ መሸጣ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ሳፕላይ መምርሒ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ከእትዉ ይግባእ

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ስፒኦ ብር 10000 ብዝትዓሸገ ፖስታ ንበይኑ ከእት ይግባእ ገንዝብ ተቀባልነት የብሉን ከምእዉን ብፖስታ ዘይተዓሸገስፒኦ ተቀባልነት ይብሉን

4 ጨረታ ዳኩመንት ንግድ ፍቃድ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ተዛመድትን ሰነዳትን ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምትሓዝ ከእትዉ ኣለዎ

5 እዚ ጨረታ ዕለት 15/ 08/2010 ኣፈ ድሕሪ ሰዓት ልክዕ ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ድሕሪ ሰዓት ልክዕ 8:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪልም ኣብ ዝተረከቡ መቐለ መስፍን ድሕሪ መሸጣ ግልጋሎት ማእከል ቤት ፅሕፈት ሳንዱቅ መምርሒ ዝከፈት እንትኮን ዝተማልአ እንተኮይኑ ተጫረቲ ኣብ ዘይ ዝተረከብሉ እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝክፈት ይከዉን

6 ተጫረቲ ቫት ወይድማ ቲኦቲ ተመዝገብቲ እንተኮይኖም ዘእተዉዎ ዋጋ ቫት ወይድማ ቲኦቲ ዝሐወሰ ምካኑ ዘይምካኑ ብግልፂ ክጥቀስ አለዎ እዚ እንተዘይኮይኑ ግን ዘእተዉዎ ዋጋ ቫት ወይድ ቲኦቲ ከም ዝሐወሰ ተቆፂሩ ይዉሰድ

7 ተጫረቲ ኣብ ዋጋ መክበሪ ሰነድ ዘእተዎዎ ናይ ሐደ ነፀላ/ቁፅሪ : ናይ ሐደ ኪሎ ዋጋ : ናይ ሐደ ጥቅሉል ዋጋ ምካኑ ክፈልጡ ብተወሳኪ ድም እቲ ዘእተዉዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ካብቲ ጨረታ ወፃኢ ከም ዝኮን ይቑፀር

8 ኣብቲ ጨረታ ተወዳዲሩ ዝሰዓረ ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተነገሮ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት እቲ ዝሰዓረ ንብረት ከልዕል ዝክእል

9 ሰዓራይ ተጫረቲ ኣልዕል ካብ ዝተባሃሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ መዓልቲ 3 ከፅዕን አለዎ እንተዘይኮይኑ እቲ ጨረታ መክበሪ ዘተሕዝዎ ስፒኦ ኣታዊ ኮይኑ ኩባንያና ካልእ ኣማራፂ ይወስድ

10 ተጫረቲ ኣብ ናይ ካልእ ተጫረቲ ዋጋ ተመስሪቶም ዋጋ ምእታዉ ኣይፍቀድን

11 ተጫረቲ እዚ ጨረታ ምስ ኣሸነፈ ንካልእ ሳልሳይ ወገን ኣሕሊፎም ምሃብ ኣይከኣልን

12 ኩባንያና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ብሕጊ ዝተሐወ እየ

ስልኪ ቁፅሪ 0344015604 0930413317 0914892969

መመለስ
የጨረታ ምድብ
  • ሶፍትዌርና ኔትዎርክ (26)
    • ኮንስትራክሽን (301)
      • ኤሌትክትሮኒክስና ኣይሲቲ እቃዎች (553)
        • የሂሳብ ኣያያዝና ኦዲት ማድረግ (74)
          • ግብርና (198)
            • የግንባታ እቃዎች (1266)
              • ፅዳትና የንፅህና እቃዎች (234)
                • ማማከር (41)
                  • ትምህርትና ስልጠና (27)
                    • ኤሌክትሪካልና ኤሌክትሮ መካኒካል (393)
                      • ምግብና መጠጥ (175)
                        • እግድ (56)
                          • ፈርኒሽንግና ፊክስቸር (19)
                            • ፈርኒቸር (230)
                              • ጠቅላላ ስራዎች አገልግሎት (27)
                                • ስጦታዎች እና እደ-ጥበብ (2)
                                  • ጤና (41)
                                    • የቤት ዕቃዎች (44)
                                      • ኢንሹራንስ (1)
                                        • የላብራቶሪ እቃዎች እና ኬሚካል (182)
                                          • መሬትና ሊዝ (3)
                                            • ጥገና (81)
                                              • የህክምና ዕቃዎች (63)
                                                • መኣድና የተፈጥሮ ሃብት (4)
                                                  • የቢሮ እቃዎችና የፅህፈት መሳሪያዎች (268)
                                                    • ማሸግያ መጠቅለያ እና ወረቀቶች (3)
                                                      • ፎቶግራፍና ፊልም (6)
                                                        • የህትመት ስራዎች (110)
                                                          • የማስታወቅያ ስራዎች (11)
                                                            • ኪራይ (213)
                                                              • ሽያጭ (333)
                                                                • የጥበቃ ስራዎችና ሰኪዩሪቲ (40)
                                                                  • የተሽከርካሪ መለዋወጫ እቃዎች (627)
                                                                    • የስፖርትና ትጥቅና ተዛማጅ እቃዎች (44)
                                                                      • ቴሌኮምኒኬሽን እቃዎች (13)
                                                                        • ጨርቃ ጨርቅና የቆዳ ውጤቶች (286)
                                                                          • የትራንዚትና መጓጓዠያ ኣገልግሎት (100)
                                                                            • የተሽከርካሪና ከባደ ማሽነሪ (166)
                                                                              • መጋዝን (25)
                                                                                • እንጨት እና የእንጨት ስራ (76)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትና የብረታ ብረት ስራዎች (88)
                                                                                    s