ቢሮልምዓትከተማንንግድንኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ 2007 ዓ/ም በጀትዓመት ንመዓልቲ ሓርበኛታት ከተማታት ትግራይ ቲሸርት ምስ ቆቢዑ በዝሒ 1500 ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 18, 2007 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 28, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቢሮልምዓትከተማንንግድንኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ  2007 ዓ/ም በጀትዓመት ንመዓልቲ ሓርበኛታት ከተማታት ትግራይ ቲሸርት ምስ ቆቢዑ በዝሒ 1500 ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ :: ስለዚኣብዚጨረታክትወዳደሩእትደልዩነጋዶዝስዕብረቆሓታትክተማልኡይግባእ::

  1. ናይ2007 ዓ/ም  በቲ ዘርፊ ዝተሓደስንግዲፍቃድክተቅረቡእትክእሉ  ኣብ ምፍራይ  ብሉኬትን ቱቦታት ዝተዋፈሩ  ደቐቅቲ ንግዲ ትካላት::
  2. ናይግብሪከፋላይመለለይቑፅሪዝተመዝገብኩምን Tin  ሰርቲፊኬትክተቅርቡ እትክእሉ::
  3. ቫተ ሰርቲፌኬትን ዘለኩምን ናይወርሒ መጋበት 2007 ዓ/ም ዲክለርዝገበርክምሉ መረዳእታ እተቅረቡ::
  4. ናይ2007 ዓ/ምዝተሐደሰናይመቅረባይነትሰርትፈኬትእተቕርቡ እትክእሉ::
  5. ናይ ኤጀንሴ ደኣንት ድጋፍ ሰርትፍኬት ክተቅርቡ እትክእሉ::
  6. ጨረታ ሰዓርቲ እንተኸይንኩም ዝአሰርኩምዎ ቲሸርት ምስ ቆቢዑ  ዉዕሊ ካብ ዝአሰርኩም ብዝቐረበ ስፐስፊኬሽን መሰረት ብናይ ባዕልኩም መጓዓዝያ ክተቕርቡ እትክእሉ::
  7. መወዳደሪደኩመንትስርዝድልዝዘይብሉሽምንኣድራሻንዘለዎናይቲትካልማህተምፌርማንክህልዎይግባእ::
  8. ተጫረትቲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ  30.00 /ሰላሳ ብር /ካብ ቢሮልምዓት ከተማን ንግድንኢንድስትሪን  ክልል ትግራይ ከይዲ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ኮምፕሌክስ ህንፃ 1 ደብሪ ቁፅሪ 49 ብምግዛእ ካብ 14/09/2007ዓ/ም ክሳብ28/09/2007 ሰዓት 4:00 ኣታዊ ምግባር ትክእሉ::
  9. ተጫረትቲናይጨረታዉሕስናምክባርብር3000.00ሰለስተሽሕብርብ CPO ከትሕዙእትክእሉ::
  10. እቲ እትወዳደርሉ ጨረታ ናይቲ ዘሸነፍኩምዎ ዋጋ ልዕሊ 5000.00 ሓሙሽተ ሽሕ ብር እንተበፂሑ ቫትን ዊዝ ሆልዲንግን ኣብ ቢሮ ተቖፃሪ አታዊ እግበር ምኻኑ ክፈልጥ ይግባእ::
  11. እቲጨረታዕለት28/09/2007 ዓ/ምልክዕሰዓት4:30 ተዓፂዩብተመሳሳሊዕለትሰዓት 8:30ኣብቢሮልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ከይዲስራሕ ዕዳጋንፋይናንስን ንብረትምምሕዳርን ኣብ ኮምፕሌክስ  1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 49 ተጫረትቲወይሕጋዊወከልቶምኣብዘለዉሉ ይክፈት::
  12. ቢሮናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡብሙሉእኮነብክፋልናይምስራዝመሰሉዝትሐለወእዩ::
  • ንተወሳኪሐበሬታብስልኪቑፅሪ0344418589 ደዊልኩም ክትረክቡና ትኽእሉ ::

 

 

 

 

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ