ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ኣብ ከተማ ኩሓን ዓዲጉዶምን ንኡሳን ጨናፍር ንባንኪ ግልጋሎት ዝዉዕል ባንኮኒ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 5, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 14, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:30000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:150.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 14, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2010 ዓ/ም ግብሪ ዝከፈልኩም ምካንኩም ብተወሳኪ ድማ ቫት ዝተመዝገብኩም ምካንኩም ዝገልፅ መረዳታ ክተቅርቡ ይግባእ::

2 ተጫረቲ 30,000(ሰላሳ ሽሕ)ብር ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ቢድቦንድ ብ ሲፒኦ ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል::

3 ዝርዝር ናይ ሕድሕድ ዝገልፅ ዶክመንት ካብ ዕለት 30/9/2010ዓም አብ ዋና ቤት ፅሕፈት ደደቢት ማ/ፋይናንስ 4ይ /ራብዓይ/ ደብ ሪቑፅሪ ቢሮ 409 ብር 150.00አብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ::

4 ናይ ጨረታ ዶክመንት ብፖስታ ሽም ዝተዓሸገ ናይ ቢሮ ጨረታ ሳንዱቅ አታዊ ዝግብርሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 30/9/2010ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 14/10/2010ዓ /ም ክሳብ ንጉሆ ሰዓት3:00ዘሎ ጊዜ ይክዉን::

5 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 14/10/2010ንጉሆ ሰዓት 3:30 ቦታ አብ ደደቢት ትፈልም ዋና ቢሮ ተጫረቲ ብአካል ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኽቡሉ ይክዉን::

6 ብሳምፕል መሰረት ከስርሑ ዝክእሉ ሳምፕል ካብ ሳልሳይ ደብሪ ቁፅሪ 9 ምርኣይ ይክኣል ሰዓራይ ቅድሚ ዉዕሊ ምእሳሩ ሳምፕል ሰሪሑ ከቅርብ ዝክእል

7 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብከፋል ወይድማ ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ መቐለ

8 ተወሳኪ ሐበሬታ እነተደሊኩም ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ማፋይናንስ ዝርክብ ቢሮ ብምቅራብ ወይ ድማ ብስለኪ ቁፅሪ 0342400014 ብምድዋል ምርካብ ይከኣል እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ