ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ቤት ማዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረት ልምዓት ኬዝቲም ምንቅናቅ ህዝብን ከባብያዊ ልምዓት ዝርከብ ናይ ሶድዩም ፊክስቸር ክዕድግ ይደሊ

1 ኣብቲ ጨረታ ክሳተፉ ዝደለዩ ተጫረቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 17/9/2010 ዓም ክሳብ 1/10/2010 ዓም ኣብ ዘለዎ ናይ ስራሕ ሰዓታት ንሕድሕድ ጨረታ ሰነድ 100 ዘይመለስ ብምግዛእ ካብ ቢሮና ክወስዱ ትክእሉ

2 ቫት ተመዝጋቢ ኮይኑ ናይ ወርሒ ሚያዝያ ናይ 2010 ዓም ናይ ቫት ዲክላረሽን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ 2010 ዓም መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናይ ግብሪ ከፋላይ ከምእዉን ዝተሐደሰ ናይ ሰርትፍኬት መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ተጫረቲ ንመከበሪ ጨረታ ዘትሓዝዎ ብር 10,000 /ዓሰርተ ሽሕ/ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይም ብጥረ ገንዝብ ከትሕዙ አለዎም

4 ተጫረቲ ዝጫረትሉ ዋጋ ብቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ብምምላእ ብፖስታ ብምእሻግ ኣብቲ ዝተገለፀ ግዜ ኣብ ቢሮና ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ምድረገነት ታክሲ መወዳእታ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 201 ናብ ዝርከብ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ዝክእል

5 በቲ ዝወፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ናብ ትካልና ብናይ ባዕሉ ወፃኢ መጎዓዝያን መራገፍን ከቅርበ ዝክእል

6 ተጫራታይ ንዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

7 እቲ ጨረታ ሰነ/1/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰነ/1/2010 ዓም ሰዓት 4:30 ተወዳደርቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

8 ተጫረቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት 10 % መከበሪ ዉዕሊ ከትሕዙ ዝክእሉ

9 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 እቲ እትመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344413319 0348419024 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s