ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ዝተሰባበሩ ናይ ዴስክ (መቀመጢ ተምሃሮ) ሓፂን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 17, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 19, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 19, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ሰለዚ ክትገዝኡ እትደልዮ ተጫረቲ ነቲ ሓፂን ብኣካል ብምርኣይ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ዋጋ እትጨረትሉ ክተእትዉ ንሓትት ተጫረቲ ኣብ ናይ ካልእ ሰብ ጨረታ ተተርኢሱ ክወዳደር ኣይክእልን ጨረታ ዝወፀሉ ዕልት 15/ 08 /2010 ዓም ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 19 /08 /2010 ዓም ሰዓት 3:30 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕልት 19 /08 /2010 ሰዓት 4:00 ንተወሳኪ ሓበሬታ 0914759036

ድሕሪት
ጨረታ መደብ