ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ናይ SLMB በጀት ን2010 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ማይን ማዕድንን ኢነርጅን ኣብ ጣብያ እንዳስላሴ ናይ መስኖ ካናል አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 22, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: ፀገዴ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ስራሕቲ ማይ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ኣብዚ ክተወዳደሩ እትክእሉ ናይ ብርኪ 9 ደቂቅ ትካላት ንግዲ ብስራሕቲ ማይ ዝኮንኩም ሕበርት ሽርክና ማሕበራት ወይ እዉን ዉልቀ ደቀቅቲን ኣናሽተይን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም

2 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

3 በቲ ዘፈር ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

3 መለለይ ቁፅሪ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ፍቃድ ሞያን ናይ ደቀቅቲን አናእሽተይን ትካላት ወረቀት ምስክር ወናን ቅዳሕን ክተቅርቡ እትክእሉ

4 ተመዝገቢ እሴት ታክስ ዝኮኑ

5 ናይ ወርሒ ጥሪ 2010 ዓም ወርሓዊ ሒሳብ ዝዐፀወሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእል

6 ተጫረቲ ካብ 15/6/2010 ጀሚሩ ክሳብ 5/7/2010 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ፀገዴ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምወሳድ ይክእሉ

7 ተጫረቲ ንመከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ እዉን ካብ ሕጋዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ አለዎ

8 ጨረታ ዝካየደሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ፀገዴ ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ሰዓት 4:00 ቅድም ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይ ምርካቦም ስነ ስረዓት ጨረታ ኣይተኣጎጎልን

10 ኣብ ክልተ ወርሒ በቲ ዝወፀ ዲዘይን መሰረት ኣጠቃሊሎም የረክቡ

12 ንተወሳኪ ሐበሬታ ኣብ መምርሒ ጨረታ ይምልክቱ

13 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስልኪ ቁፅሪ 0914190333 0931486685 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ