ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ዉቅሮ ን2010 በጀት ዓመት ንምምሃረ ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ : አቅሑት ኤሌክትሪክ : መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

1 ናይ 2010 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ቫት ወይ ድማ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ምኾምነኩም በቢወርሑ ግብሪ ዝከፈልኩምሉ መረዳእታ ን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2010 ዓ/ም ደክሬሽን ክተቅርቡ እትክእሉ

3 TIN NO ዘለኩም

4 ናይ 2010 ዓም ናይ መቅረባይነት ካርዲ ዘለኩም

5 ተጫረቲ ብኣካል ወይ ድማ ብሕጋዊ ወኪሎም መክበሪ ጨረታ ንናይ ህንፃ መሳርሒ 3000 ቅርሺ ንናይ ፅሕፈት መሳርሒ 2000 ቅርሺ ናይ ኤሌክተሪክ ኣቅሑት 3000 ቅረሺ ንናይ ኣዉቶሞቲቭ ኣቅሑት 2000 ቅርሺ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዝብ ክተትሕዙ ይግባእ

6 አብቲ ዝተዓደለ ሰነድ ንፁር ዋጋ ተመሊኡ ብዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ዕለት 2/6/2010 ዓ/ም ክሳብ 22/6/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ምእታዉ ይክእሉ

7 ዝሰዓርዉ ንብረት ብዉዕሊ መሰረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዓዚ ከቅርቡ አለዎም

8 ተጫረቲ አብቲ ዝምላእ ሰነድ ጨረታ ንፁር ኣድራሻምን ክታምን ከማልኡ አለዎም

9 ቁፅሪ 1 2 3 4 ሰነድ ጨረታ ንምዉሳድ ዝክፈል ዋጋ ዘይመለስ ብር 50 ቅርሺ ብምካፋል ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮ ዕ/ፋ/ምም/ንብ ቢሮ ቁፅሪ 2 ምዉሳድ ይክእሉ

10 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 2/06/2010 ዓ/ም ክሳብ 22/06/2010 ናብቲ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታዉ ዝከኣል ኮይኑ እቲ ጨረታ ሰዓት 4:00 ቅደሚ ሰዓት ተዓፅየዩ በቲ ዕለት 4:30 ኣብ ኮሌጅና ባዕሎም ወይ ተወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

11 ኣብ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዝገበረ ተቀባልነት የብሉን

12 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344431202 ይደዉሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s