- ሎት 1 ናይ ሕትመት ስራሕቲ ግልፂ ጨረታ
- ሎት 2 ናይ ጥዕና በዓል ሞያ አልባሳት ጋዎን ግልፂ ጨረታ
- ሎት 3 ናይ ኮምፒዩተርን ኮምፒዩተር ተዛመድቲ ግልፂ ጨረታ
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቆሒ
- ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድÂ ዘሐደስኩምን::
- ናይ ግብሪ ከፈልቲ ቑፅሪ ቲን ምምዝጋበኩም መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ::
- ንኩሎም ሎታት ዘመኑ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ሴርተፊኬት :ናይ ቫት ምስክር ወረቀት ከምኡዉን ናይ ወርሒ ጉንበት 2009 ወርሓዊ ድክለረሽን ዝገበርኽሙሉ መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ::
- መኽበሪ ጨረታ ንሎት 1 ስፒኦ ብር 15,000 ስፒኦ :ንሎት 2 ብር 10,000 ከምአዉንÂ ንሎት 3 ብር 5000 ክተትሕዙ እትክእሉ::
- ናይ ጨረታ ሰነድኩም ንሎት 2 ን ንሎት 3ን ብሰምዒ ብዝተአሸገ ፖስታ ሓደ ኦርጅናል ሓደ ቕዳሕን ክምአዉን ንሎት 3 ቴክኒካል ፋይናንሻል ነንሕድሕድ ሓደ ኦርጅናልን ሐደ ቅዳሕን ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ኣብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ቢሮ ቑፅሪ 42 አብ ናይ ቢሮ ሰዓት ምእታዉ ትኽእሉ::
- እቲÂ ጨረታ ካብ ሰነ 27/2009 ዓ/ም ጀሚሩ ን 15 መዓልቲ አብ አየር ዝፀንሕÂ እንትኸዉን 12/11/ 2009 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30Â ይኽፈት::
- መሸነፊ ትካል ብዝቀረበ ዝርዝር ስፐስፊኬሽን ወይ ከዓ ሳምፕል መሰረት ንብረት ከቅርብ ዝክእልን
- ተወዳደርቲ ትካላት ሰዓራይ እንተኾይኖም እነተተኪቦም ናይ ሰዓራይነት ደብዳቤ ካብ ዝተዉሃቦም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስሩ ዉዕሊ ካብ ዝአሰርሉን ዕለት ጀሚሩ ድማ ኣብ ዉሽጢ 30 ተከታታሊ መዓልቲ ከቅርብ ግዴታ አለዎም
- ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ከይዲ ዕዳጋ ቢሮ ቑፅሪ 42 ዘይምለስ ብር 50.00 ብክፋል ምዉሳድን እቶም ሳምፕል ድማ ኣብቲ ዝተጠቀሰ ቢሮ ቁፅሪ መዒእኩም ምርኣይ ትክእሉ
- ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት በዓል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይክፈት
- ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይÂ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ብተዋሰኪ ብመምረሒ ሰርዓት ዕደጋ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትገራይ ኣዋጅ ቁ 255/2007 መምርሒ ቁፅሪ 04/2007 ተገዚኡ ይኸዉን
ንተወሳኪ ሐበሬታ ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክ/ ትግራይ ስ.ቁ 0344404715/ 0344400451 ምድዋል ይከአል::
ድሕሪት