ን 3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ
( ጨረታ ኤሌክትሮኒክስ )
ማሕበር ልምዓት ፍላት ቴሌቭዠን : ረሲቨርን ትግራይ ክትገዝእ ትደሊ :: ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ዝሳተፍ ተወዳደረቲ
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::
2 ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ(TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
3 ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
4 ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::
5 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ብር 3000 /ሰለስተ ሽሕ / ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ስም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::
6 ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 20.00( ብር ዒስራ) ብምኽፋል ካብ ማልት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ 400 ክወስዱ ይኽእሉ::
7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድን ቢድ ቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ጥሪ 1/2007 ዓ/ም ክሳብ ሰሉስ ጥሪ 14 /2007 ዓ/ም ድ /ስዓት 8:00 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቑፅሪ 400 ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::
8 እቲ ጨረታ ሓሙስ : ጥሪ 14 /2007 ዓ/ም ድ /ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 415 ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት ::
9 እቲ ስራሕ ኣብ 45 ካላንደር መዓልቲ ሰሪሑ ክረክብ ዝኽእል:;
10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
11 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344 40 99 23 ምድዋል ይከአል እዩ:;
መተሓሳሰቢ ሰዓርቲ ዝሰዓርዎ ፈርኒቸር ናብቲ ቦታ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት የብፅሑ ::
ድሕሪት