ምልከታ ግልፂ ጨረታ ሓራጅ ቑፅሪ 01/ 2007
ማይ ጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ዝተፈላለዩ ሓደሽቲን ዘገልገሉን ንብረት ኣቁሑት ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ :: ሰለዚ ኣብዚ ክተወዳደሩ ትደልዩ ዝስዕብ ረቆሒ ክተማልኡ ይግባእ::
1 ጨረታ ሰዓረቲ እንተኸይነኩም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት አብ ዉሽጢ 10 ተ ናይ ሰራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕልኹም መጎዓዝያ ካብ ማጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ መፂኢኩም ክትወዳደሩ እትኽእሉ::
2 ኣብቲ ጨረታ ዝሰዓርኹምዎ ንብረት ሓደ ዓይነት ዋጋ ዘቅረብኩም በዝሒ ዘለዎ ንብረት ንቶም ሐደ ዓይነት ዋጋ ዘቅረብኩም ማዕረ እትኸፊሉ ምኻኑ በዝሒ ዘየብሉ ንብረት ተወዳደረቲ ብዕጫ እትፍለዩ ምኮኑ::
3 መወዳደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን አድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካልኩም ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ::
4 ተጫረቲ ዘይምለስ 10. 000 /ዓሰርተ ብር / እናኸፈልኩም ካብ ማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምር ኣብ ቁፅሪ ቢሮ 01 ሀ-B – 25 ካብ 13/ 04 / 2007 ዓ/ም ክሳብ 27 /04 / 2007 ዓ/ም ሰዓት 11 :30 እናመፃእኵ ም ክተወስዱ ትኽእሉ::
5 ተጫረቲ ናይ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ጨረታ ዉሕስና መኽበሪ ብር 3, 000. 00 / ሰለስተ ሽሕ ብር / ብCPO ብባንክ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ጥረ ገንዝብ ከትሕዙ እትክእሉ እቲ ትሕጃ ንብረት ኸፊሉ ምስ ተረከበ እሹኡ ንሹኡ ይወስድ::
6 እቲ ጨረታ ዕለት 28/ 04 /2007 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:15 ተአሽጉ አብቲ ዕለት ሰዓት 3:30 አብ ማጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት::
7 ኮሌጅና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ 0347770388 ደዊልካ ክትረኽቡ ምኮንኩም
ድሕሪት