ማሕበር ደቂ ኣንስተዩ ናይ መኪና ጎማ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ምዕድግ ዝደለየት ንክትወዳደሩ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 8, 2009 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 17, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 17, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ክማልኡ ዝግብኦም መስፈርትታት

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2008 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ጨረታ ሰነድ ዋጋ 20 ብር

3 ናይ ዘእትዎ ዋጋ 2% ብ ሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

4Â ሰነድ ጨረታ ዝወፀሉ ካብ 07 /04/ 2009 ዓም ክሳብ 17/ 04/ 2009 ዓም

5 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 17 /04/ 2009 ዓም ሰዓት 6:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30

4 ማሕበርና ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ንዚ ጨረታ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

አድራሻ 15 ቀበሌ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና

ድሕሪት
ጨረታ መደብ