ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቀሕታት
- ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቢዘፈሩ ዘለዎ
- ናይ 2009 ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩምን
- ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን
- ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለዩ ቁፅሪ ዘለዎ
- ናይ 2009 ዓመ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል
- ኩሉ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ኣብ ዝሰዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል
- መክበሪ ጨረታ ንዘርፊ3,000 ቅርሺÂ ብጥረገንዘብ ወይ በባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
- ወርሓዊ ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
- ሰዓራይ ኣካል ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልትታት ዉዕሊ ክአስር ዝክእል
- ሰዓራይ ኣካል ንፅገና አይሲቲ ካብ 21 /03/ 2009 ዓም ክሳብ 30 ሰነ 2009 ዓም ዉዕሊ ዝአስር
- ኣብቲ ዝወፀ ሰነድ ጨረታ ወይድማ ስፐስፊኬሽን ስርዝ ድልዝ እንተሃኒዎ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን
- ሳንዱቅ ጨረታ 12 ሕዳር 2009 ዓም ሰዓት 3 ፡30ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4 ፡00 ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ተጫረቲ ብዘይምርካቦም ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጋጎልን
- እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344370246 /0914024310 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ ።
ድሕሪት