ቤት ፅሕፈት ማሕበር ባህሊ ትግራይ ንቶዮታ ሃርድ ቶፕ/ሎንግ ቤዝ ሞዴል 75 መኪና ፅገና ዝዉዕል መለዋወጢ አቁሑ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 29, 2009 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 7, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 7, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ናይ ጨረታ ዋጋ 100 ብር ብምክፋል ካብ ዕለት 28 /02/ 2009 ዓም ክሳብ 07 /03/ 2009 ዓም 5:00 ምዉሳድ ይከኣል

ሰነድ ጨረታ ክሳብ 7 /03/ 2009 ዓም ሰዓት 8:00 ብዝተዓሸገ ፖሰታ ፊርማ ኣብ ሳንዱቅ ጨረታ ይኣቱ

ጨረታ ዝክፈተሉ 7/ 03/ 2009 ዓም ሰዓት 10:00

ናይ ጨረታ መክበሪ 10% ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ጥረገንዘብ ዘትሕዙ

ዉዕሊ ሰዓሪ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽፒ 2 መዓልቲ ይኣስር

ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫት ወይ ብዘይ ቫት ምካኑ ብግልፂ ከቅምጡ አለዎም

እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ አይግደድን

ስቁ 0344417819

አድራሻ : ባዛር ከባቢ ፊት ለፊት መነን ሆቴል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ