- ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ በቲ ዘፈር ዘለዎ
- ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ
- እዋናዊ ሪፖርት (ቫት ዲክሌር) ዝገበሩሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
- አብ መቀረባይነት ዝተመዝገበሉ መረጋገፂ ዘቅርብ
- Â በዘ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፈይናንስን ምም/ር ካብ 13/01/2009 ዓ/ም ክሳብ 04/ 02/ 2009 ዓም ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል
- Â ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ Â ብሲፒኦ 3000 /ሰለስተ ሽሕ ብር/ ከትሕዝ ዝክእል መከበሪ ጨረታ ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ምቅራብ ይከኣል እዩ
- Â ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 04/02/2009 ዓም 8:30 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ Â ዕለት ናይ ድሕሪ ሰዓት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት:
- መከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ
- Â ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- Â ተጫራታይ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሓደ ኦርጅናልን ሐደ ኮፒ ብዝተኣሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል
- ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብቲ ቤት ፅሕፈት የቅርብ
- ኣድራሻና ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ታሕተዋይ በሪ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓይደር ካብ ክፍለሊ ዕደጋ ሰነድ ጨረታ ምዕዳግ ይከኣል
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344418437 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
ድሕሪት