ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2009 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፡መለዋወጢ መኪና አቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ

ስለዚ ስዒቦም እንገልፆም ረቀሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትጫረቱ ይዕድም

  1. ናይ 2009 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ
  2. መለለዩ ከፋልነት ቁፅሪ መቅረባይነትን ዘለዎ
  3. ቫት ወይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጉባት ዝኮኑ
  4. ብተወሳኪ ናይ ቫት ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት መረዳእታን ናይ ወርሒ ሓምለ 2008 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  5. ተጨረታ መትሐዚ መክበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከቅርቡ ይግባእ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ሰነድ ንነፍስወከፍ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ምውሳድ ይክእሉ
  6. ጨረታ ዝዕፀወሉ 20 መስከረም 2009 ዓም ሰዓት 9፡00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ኮይኑ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡30 አብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ክፍሊ ቁፅሪ 245ይክፈት
  7. ጨረታ ወፃኢ ካብ ዝትቃለሐሉ ማለት ዉን ካብ ዝተለጠፈሉ ዋጋ ዘቅርብሉ በቲ ዝወፀ ዝርዝር ረቀሒ ካብ 6 መስከረም 2009 ዓም ክሳብ መስከረም 20 2009 ዓም ሰነደ ምስተገዝአ ብሽምዒ ብዝዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ብምንፅፃር ክልተ ፖሰታ ከቅርብ ዝግባእ ኮይኑ እቲ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 45 መዓልቲ ይከዉን

አድራሻ

ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ለፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኣብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ 1 ማለት እዉን ብሎክ 1 ኣብ መሬት ቢሮ ቁፅሪ 245

እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344417637

Â

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1045)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4459)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7189)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s