ስለዚ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግባእ ረቀሕታት
2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ሰርቲፊኬት/TIN NAMBER/ ክተቕርቡ ትኽእሉ::
3 ንተወሳኪ እሴት ታክሲ/ VAT ዝተመዝገብኩም ናይ ወርሒ ሓምለ 2008 ዓ/ም ድክላሬሽን ክትቅርቡ ትክእሉን::
4ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት/ ሰርቲፊኬት ዘለኹምን::
5 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክትኸፍሉ ትኽእሉ::
6 ነዚ ግለፂ ጨረታ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 30.00 /ሰላሳ ብር ጥራሕ/ ብምኽፋል ካብ 1/13/ 2008 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 18/01/2009 ዓ/ም ብምዉሳድ አብ መወዳደሪ ደኹሜንትኹም ኦርጀናልን ኮፒን ብምባል ብሽም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ኣበ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ምአታዉ ትኽእሉ::
ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኽበሪን
8 እቲ ጨረታ ዕለት 19/01/2009 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ/ ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክን መቐለ መሰረተ-ካምፓስ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ ንብረት ምምርን ክፍሊ ቁፅሪ 8 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት ተወዳደርቲ ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ምክፋቱ አይተአጎጎልን
9 ተጫረቲ ምሕደራ ሆቴል ክሳብ 30 ሰነ 2009 ዓም ዉዕሊ ብምእሳር በቢእዋነ ንብረት ክተቅርቡ እትክእሉ
9 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ኮነ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
10 እቲ ጨረታ ምስተከፈተ እቲ ኮሌጅ ናይቲ ዝዕደግ ንብረት መጠን 20% ክዉስክ ወይ ክንኪ ይክእል እዩ
11 ተወዳደርቲ እተቅርብዎ ንብረት ማለት እዉን ብቴኒክ ሞያ ትክክለኛነቱ ምስተረጋገፅ ጥራሕ ኣታዊ ይከዉን
12 ተጫረቲ አብ ዝኮነ እዋን ኦርጅናልን ዶክሜንትኹም ክተቕርቡ ትካልና ኣብ ዝሐቶ ግዜ
እተቕርቡ ምካንኩም::
13 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቐፅሪ 0344404592 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ ምካንኩምÂ ንሕብር::
ድሕሪት