ኮሌጅና ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ ውሽጡ ዝርከቡ ኣብ ስራሕ ዘይውዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቕሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከወግድ /ክሸይጥ ይደሊ።

ቑፅሪ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር/1434/18

ዕለት 29/05/2018 ዓ/ም

ምልክታ ውገዳ ንብረት ቁፅሪ 01/2018 ዓ/ም

ኮሌጅና ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ ውሽጡ ዝርከቡ ኣብ ስራሕ ዘይውዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቕሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከወግድ /ክሸይጥ ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ መፂእኹም ምጭራት ትኽእሉ ኢኹም።

መምርሒ ተወዳደርቲ /ተጫረቲ

1/ ተጫረቲ ናይቲ ዝሽየጥ ንብረት ዝርዝር ዝሓዘ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 150 ( ሓደ ሚኢትን ሓምሳን ብር ) ብምኸፋል ካብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 08 ካብ ዕለት 29/05/2018 ዓም ክሳብ ዕለት 08/06/2018 ዓ/ም ኣብ ዘለው ናይ ስራሕ መዓልታት መፂእኹም ክትወስዱ ትኽእሉ "፡

2/ እቲ ጨረታ ዕለት 09/06/2018 ዓ/ም ቅድሚ ቐትሪ ልክዕ ስዓት 3:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ልክዕ ስዓት 4:00 ቅድሚ ቐትሪ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸቡሉ ይኸፈት፡፡ ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ግን እቲ ጨረታ ኣይተኣጓጎልን ። ኣጋጣሚ ኾይኑ ጨረታ መኽፈቲ ዕለት ካብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ወፃኢ እንተውዒሉ እቲ ጨረታ ቀፂሉ ኣብ ዝህሉ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝኸፈት ይኸውን ።

3/ ኣብ ሰነድ ጨረታ መሊእኹም እተቕርቡዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ብደምቢ ዝንበብን ክኸውን ኣለዎ፡፡

4/ ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ ዋጋ ብር 3000 ( ሰለስተ ሽሕ ብር ) ብጥረ ገንዘብ ውይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ክተትሕዙ ኣለኩም ።

5/ ተጫረቲ ናይቲ እትወዳደሩሉ ንብረት ኩነታት ብኣካል ብምርኣይን ግልፂ ዘይኮነልኩም ሕቶ እንተሀሉ ካብ ዝምልከቶ ብዓል ሞያ መብርሂ ብምርካብን ግልፂ ኮይንኩም ዋጋ ክትመልኡ ኣለኩም።

6/ ኣብዚ ጨረታ ስዓራይ ዝኾነ ተጫራቲ ስዓራይ ምዃኑ ብደብዳበ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3' ናይ ስራሕ መዓልታት ናይቲ ዝሰዓሮ ንብረት መጠን ገንዘብ ቅድሚያ ኣታዊ ብምግባር ብናይ ባዕሉ መጓዓዚያ ከልዕል ዘለዎ ኾይኑ ኣብቲ ዝተጠቐሰ ዕለት ናይ ዝሰዓሮ ንብረት መጠን ገንዘብ ኣታዊ እንተዘይገይሩ ግን ዘትሓዞ ዋጋ መኽበሪ ጨረታ ዝውረስ ይኸውን ።

7/ ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ኮነ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡ 

8/ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-45-92 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s