ሎት 1 ናይ ፅሕፈት መሳርሕታት :ናይ ፅሬትን: ኤለክትሮኒክስን አቁሑት
ሎት 2 ናይ ህንፃ መሳርሒ:ናይ ጣዉላን ሓፂንን :ናይ ኤለክትሪክን አቁሑት
ሎት 3 ናይ አዉቶን :ናይ መኪናን መለዋወጢ አቁሑትን ካልኦት ንብረታትን
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቋሕታት
- ግብሪ 2008 ዓ ∙ም ዝከፈለን ናይ 2008 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን
- ናይ ግብሪ ከፈላይ መፍለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት አዉን ቲን ነምበር ዘለዎን ናይ መቅረባይነተ ዝተሓደሰ ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል
- ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑን ናይ ወርሒ ጥሪ 2008 ዓም ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
- መክበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ ብእዋኑ ዝተረጋገፀ ሰርቲፋይድ ቼክ ወይንድማ ብ ሲፒኦ ከቅርብ ዝክእል
ን ሎትሓደ 3000 ቅርሺ ፣
ንሎት ክልተ 3000 ቅርሺ ፣
ንሎት ሰለስተ 3000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል
- ንኩሎም ዓይነት ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 9 ካብ 24/12/2008 ክሳብ 05/01/2009 ሰዓት 5 ፡00 ምዉሳድ ይከኣል
- ኣብቲ ዝርዝር ጨረታ ቅሬታ አለኒ ዝብል ተወዳዳሪ ቅድሚ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲÂ ቅሬትኡ ብፅሑፍ ከቅርብ ኣለዎ
- አብ እዎን ጨረታ ነቲ ጨረታ ዘዛብዕን ንምዝባዕ ዝፍትንን ብሕጊ ተሓታቲ ይከዉን
- ተጫረቲ ዝወዳደርሉ ዓይነት ንብረት ኣብቲ ዝተዳለወ ቅጥዒ ጥራሕ ክመልኡን ስርዝ ድልዝ ዘይፍቀድ ምካኑን ግልፂ ብዝኮነ ክፃሓፍ ከምዘለዎን ብተወሳኪ ዉን ኩሎም ሰነዳት ብሽም አቲ ትካል ብዝተዓሸገ ፓስታ ከቅርቡ ኣለዎም
- ድሕሪ ጨረታ ምክፋቱ ዝኮነ ይኩን ተጫራቲ ካብ ጨረታ ዓርሱ ምግላል ኣይፍቀድን
- እዚ ጨረታ 05/01/2009 ዓ ም ሰዓት 5፡ 30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ቀትሪ ሰዓት 8 ፡00 ተጫረቲ ወይንድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- እቲ ትካል እቲ ጨረታ ምስተከፈተ ከም ኣድላይነቱ ናይቲ ዝዕደግ መጠን 20 ሚኢታዊ ክዉስክ ወይንድማ ክንኪ ይክእል እዩ
- እቲ ትካልዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነዚጨረታዚ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉዝተሐለወእዩ::
ንዝበለፀ ሓበሬታ 0343460314 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
ድሕሪት