ክፍለ ከተማ ሓድነት ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት _ ፖሊስ ፤ምክሪ ፤ምም/ር ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 18, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 21, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 21, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ዕለት 18/05/2018 ዓ/ም 

ቁፅሪ.ዕ/ንብ/ምም/ክ/ከ/ሓ/18

ናይ ፕሮፎርማ ምልክታ ቁፅሪ 009

ክፍለ ከተማ ሓድነት ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት _ ፖሊስ ፤ምክሪ ፤ምም/ር ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቁሓታት ተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

ናይ ተጫረቲ መምርሒ ፦ ተጫረቲ /ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ፦

1. ዝተኣሸገ ፖስታ 1 ናይ 2018 ዓ/ምዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ በቲ ዘርፉ፤ግብሪ ከፋላይ ሰርተፊኬት(ቲን)፤ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለዎ፤እንትኾን ዋጋ ዝመልኦ ኣካል ፊርማን ማህተምን ክገብረሉ ይግባእ፤

2. ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ዕለት እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀአሉ ዕለት 18/05/2018 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 21/05/2018 ዓ.ም ልክዕ ሰዓት 3፡30 ተዓፂዩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ቁፅሪ 22/2ይ ደብሪ በቲ ዕለት 21/05/2018 ዓ/ም ልክዕ ስዓት 4፣00 ንጎሆ ይክፈት።

3. ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ናምበር ፣ ዝተሓደስ መቅረባይነት ፣ መረዳእታ ምስቲ ፕሮፎርማ ኮፒ ከተሓሕዝ ይግባእ፤

4. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ።

5. ተወዳደርቲ ወይ ከዓ ወኪላቶም ብዘይ ምርካቦም ከይተኸፈተ ዝምለስ ሰነድ ፕሮፎርማ ኣይህልውን፤

6. ኣብ መንጎ መቅረባይን ቤት ፅሕፈትን መቅረባይ ዝሃቦ ናይ ዋጋ መግለፂ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

7. ዋጋ ፀንዑ ዝፀንዐሉ ፕሮፎርማ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን7 መዓልቲ ይኸውን

8. ነዚ ሕትመት ሰሪሆም ንምቅራብ ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ ሰሩሁ ከቅርብ ኣለዎ።

9. ዝሰዓረ ተወዳደራይ ናይ ዝስዓሮ ዓይነት ንብረት ደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ኣብ ውሽጢ 3* ናይ ስራሕ መዓልቲ ናብ ትካልና ወይ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ሓድነት ብናይ ባዕሎም መጎዓዚ ኣታዊ ክገብሩ ኣለዎ።

10. ኣድራሻና ቅሳነት ቤት ትምህርቲ ቅድሚ ምብፃሓካ ዝርከብ ኮይኑ ንተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0913200951 ወይም 0987313391

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክ/ከ/ሓድነት ናይ ሕትመት ፕሮፎርማ ዋጋ መምልዒ ቅጥዒ

ታ.ቁዓይነት ንብረትመግለፂመዐቀኒበዝሒነዋጋጠዋጋመብርሂ
1ንከሲ መምርሒ ምፅራይ ፎርሚ1ይ ደረጃፓድ5
2ንተጠርጠርቲ ቃል መቀበሊ ፎርም1ይ ደረጃፓድ5
3ንቃል መቀበሊ መሰካከር ፎርሚ1ይ ደረጃፓድ5
4ንቃል መቀበሊ ከሳሲ ፎርም1ይ ደረጃፓድ5
5ንናይ መግደድን መቆፃፀሪን መመዝገቢን1ይ ደረጃፓድ2
6ንናይ 38/ሕ/ዝተመለሱ መዝገብ መመዝገቢ ፎርም1ይ ደረጃፓድ2
7ንናይ42/1/ሀን22/ን5ን መመዝገቢ መዝገብ1ይ ደረጃፓድ2
8ንኡሱር ቤት ፍርዲ መቆፃፀሪ1ይ ደረጃፓድ2
9ንሓቤሬታ መመዝገብ ዝከውን1ይ ደረጃፓድ6
10ንጥቆማ መቀበሊ መመዝገቢ መዝገብ1ይ ደረጃፓድ1
11ዝኣተወ ስውር ገበን መወደቢ መ/መ/መዝገብ1ይ ደረጃፓድ1
12ማህተም ከቢ1ይ ደረጃፓድ1
13ቲተር1ይ ደረጃፓድ11
14CR1ይ ደረጃፓድ4
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s