ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ናይ ግብርና መሬት ግሪን ሃውስ ሸድን ናይ መስኖ መልምዒን ብክረምታዊ ዝለምዕ መሬትን ብቅዓት ንዘለዎም ሰብ ሞያ ን3ተ ዓመት ከካርይ ለዝደለየ በዚ ምልክታ ጨረታ እዚ ክዕድም ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 25, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 25, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ገዛ/ህንፃ ክራይ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ጨረታ

ናይ ዝለምዕ መሬትን ግሪን ሃውስ ሼድን ክራይ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ናይ ግብርና ሃፍቲ ብብቅዓት ምጥቃም ምህርቲ ሕርሻ ኣብ ምዕባይ ዝሓሓዞ ልኡኽ መሰረት ብምግባር ናይ ግብርና መሬት ግሪን ሃውስ ሸድን ናይ መስኖ መልምዒን ብክረምታዊ ዝለምዕ መሬትን ብቅዓት ንዘለዎም ሰብ ሞያ ን3ተ ዓመት ከካርይ ለዝደለየ በዚ ምልክታ ጨረታ እዚ ክዕድም ይደሊ

➢ ወቅታዊ ተሓራሲ መሬት/ብዝናብ ዝሽፈን/ ኣጠቃላ ፍሓት መሬት 11.20 ሄክታር

➢ ብመስኖ ዝለምዕ መሬት ኣጠቃላሊ ስፍሓት ሬት 6.22 ሄክታር ነባር ናይ ጠምጠብታ መስኖ መሰረተ ልምዓት ኣሎ፣ ይኹንምበር ዝተወሰነ ፅገና ስለዘድልዮ ጨረታ ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ ወጪ ኣፀጊኑ ምጥቃም ይኸእል እዩ ::

➢ ንፈልሲ መምረቲ ዝውዕል ግሪን ሃውስ ሼድ መጠን 10ሜ*66ሜ (660m2) እንትኾን ዝተወሰነ ሕድሳት ተገይሩ ናብ ስራሕ ዝኣቱ እንትኸውን ጨረታ ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣፀጊኑ ምጥቃም ኸእል እዪ ::

➢ ናይ ኪራይ ግዘ ን3ተ ዓመ ኮይኑ ናይ ውዕሊ ፈፃማይ ኣፈፃፅማ እናተርኣየ በቢ ዓመቱ ዋጋ ክራይ ፅንዓት ተገይሩ ዝሕደስ ::

➢ እቲ ቦታ ዝርከበሉ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ (ካብ ከተማ መቐለ 6ኪ/ሜ ንኣንፈት ደቡብ)

➢ ንዕዳጋ ካልኦት መሰረተ ልምዓት (መንገዲ መብራህቲ ማይ) ቐረባ ዝኾነ ::

ኣብቲ ጨረታ ንዝወዳደሩ ዘማልኡዎ ረቓሒታት

1. ብግብርና ምህርቲ ፣ብኣትክልትን ፍራምረን፣ብፈልሲ ወይድማ ካልኦት ተዛመድቲ ተግባራትን ርኡይ ዝኾነ ዓቅምን ልምዲን ዘለዎ ::

2. ቅድሚያ ናይ ኪራይ ስራሕ ክፍሊት ናይ ስራሕ መካየዲ ወፃኢታት ናይ ፅገና ወፃኢታት ናይ ኢንሹራንስ ግዴታታትን ንምምላእ ናይ ፋይናንስ ዓቅሚ ዘለዎ ::

3. ማይን ካልኦት ግብኣታትን ማለትውን ንመምረቲ ዘድሊ ኩሉ ብናይ ተጫራቲ ኣቅርቦት ይኸውን ::

4. ናይ መብራሃቲ ዝምልከት ናይ ባዕሉ ብሬከር መቆ ተጠቂሙ ወርሓዊ ዝመዖ ሒሳብ ክኸፍል ዝኽእል ::

5. ጨረታ መኸበሪ 20,000.00 (ዕስራ ሽሕ ብ Cpo ከትሕዝ ዝኸእል ውዕሊ መኸበሪ ናይ ዘሸነፎ ናይ ሓደ ዓመት ከትሕዝ ዝኸእል ::

6. ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ብር 200.00 (ክልተ ሚኢቲ ብር) ብምኸፋል ኣብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ቢሮ ቁፅሪ 02 ክወስድ ዝኸእል ::

7. ተጫረትቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ /12/05/2018-25/05/2018 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ

8. እቲ ጨረታ ዕለት 25/05/2018 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ንጉሆ ኩሎም ተጫረትሪ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኸፈት ::

9. ዝርዝር ድሌት መግለፂ ትካልና ካብ ዘቅርቦ ናይ ዋጋ መቕረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዘቅርብ ተቐባልነት የብሉን ::

10. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ::

11. ንተወሳኺ ሓበሬታ ትካልና ብምቅራብ ወይ ድማ ብቁፅሪ ስልኪ 0914784453 ወይ ድማ 0914731592 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል::

ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ

Tell +2519 14 78 60 59

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s