ናይ ፓርኪንግ ኪራይ ጨረታ
ቐዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ካብ ዘለዎም ህንፃ ሓደ ኣብ ታሕቲ /Graund/ ዝርከብ ናይ መኪና መሕደሪ ፓርኪንግ ቦታ ብሎክ ረ/ ኣወዳዲሩ ከካሪ ስለዝዳለ ክትወዳደሩ እትደልዩ
1. ዝተሓደሰ ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ
2. ቲን ዘለኩም
3. በውልቀ ይኹን ብሓባር ዝሰርሑ
4. ብወርሒ ዝኸፍሎ መጠን ገንዘብ ብብር ብምግላፅ ብዕሽግ ፓስታ ዝቐርብ ኮይኑ ናይ ጨረታ ግዘ ዝፀንሓሉ ካብ ጥሪ 12/2018 ዓ/ም ክስብ 27/05/2018 ዓ/ም ምዃኑ እናገለፅና ጨረታ ዝኸፍተሉ ዕለት ጥሪ 27/2018 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ሙዃኑ ንገልፅ::
ማሕበርና እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብከፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለው እዩ::
ምስ-ሰላምታ
ድሕሪት