ዕለት 04/05/2018
ቁፅሪ ፕሮፎርማ 11
ንሳልሳይ ግዜ ዝወፀ ናይ መካይን መለዋወጥ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ መቕረቢ
ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን መለዋወጥ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም
1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 04/05/2018 ክሳብ ዕለት 06/05/2018 ዓ/ም 8፡30 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።
2. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት አብ ወሽጢ 5 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣብ መኽዘንኩም ምሕላዉ ከተረጋግፁ ንሕብር።
3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከምሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።
4. ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ካብ 2018 ዓ/ም ጀሚሩ ዘሐደሰ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን /Tin/ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ንሕብር ።
5. እዚ ፕሮፎርማ ብኸፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምዝራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡
| ተ/ቁ | ዝድለ ዓይነት ንብረት Material | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ፊትሮ ናፍጣ ፕለይመሪ | ኮብራ ብሸፍቱ | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 2 | ፊትሮ ናፍጣ ሰኮንደሪ | ኮብራ ብሸፍቱ | ብቁዕሪ | 01 | ||
| 3 | ፊልትሮ ዘይቲ | ኮብራ ብሸፍቱ | ብቁዕሪ | 02 | ||
| 4 | ፓድ ኪት | ኮብራ ብሸፍቱ | ብሴት | 02 | ||
| 5 | ሹኪት | ኮብራ ብሸፍቱ | ብሴት | 02 | ||
| 6 | ቦልጀይንት ኣፐር | ኮብራ ብሸፍቱ | ብቁፅሪ | 02 | ||
| 7 | ቦልጀይንት ለወር | ኮብራ ብሸፍቱ | ብቁፅሪ | 02 | ||
| 8 | ቡሺንግ በኮላ | ኮብራ ብሸፍቱ | ብቁፅሪ | 04 | ||
| 9 | ፕሮፕራል ሻፍት ድሕሪት | ናይ ኮራ ብሸፍቱ | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 10 | ፊዩል ፊሊተር ሃንድ ፓይፕ | ናይ ኮራ ብሸፍቱ | ብቁፅሪ | 01 |
ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ
ሽም
ፊርማ
ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5
ጥቃ ደደቢት ስ.ቁ 0344401875
ድሕሪት