ምልክታ ጨረታ/ሰነድ ጨረታ
ፀጋይን መሓሪን ሕ/ሽ/ማሕበር ዕዳጋ ማእከል ነጋዶ ከተማ ሩባ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ዘመናዊ ዕዳጋ ማእከል ህንፀት ናይ ማእከል ዕዳጋ ናይ ንግዲ ድርጅት መስረሒ ዝውዕል ኢንዳስተሪስ ማተሪያስ ኣወዳዲሩ ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብ እዚ ጨረታ አትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ በዚ ምስከታ ጨረታ ይዕድም።
❖ ተጫረቲ ከማስእዎ ዝግበኦም ረቁሓታት ከምዝስዕብ ይከውን
1. ተጫረቲ ሽም፤ ፌርማ፤ኣድራሻ፤ ማህተም ኣብ እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ክገበረሱ ኣለዎ።
2. እቲ ዓውደ ስራሕ ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቃድ ናይ መቅረባዊነት ምዝገባ መስስዩ ካርዲ ናይ ገብሪ ከሩሲ መናስዩ ቁፅሪ(TIN) ዝተጋናዘበ መረዳእታ ኮፒ ዘቅርብ
3. በዚ መሰረት ዝተዳስወ ሰነድ ጨረታ ካብ ወረዳ ጉሎመካዳ ከተማ ሩፂ ፀጋደን መሓሪን ዘመናዊ ዕዳጋ ማእከል ጥቃ ወረዳ ምምሕዳር ፊትንፊት ፋና ዕቃርን ልቃሕን መናእሰይ ህንፃ መሳረሒ መዝገቦ ትኩእ ምስክታ ካብ ዝወፀሉ ዝተስጠፈሱ ዕስት ጀሚሩ 1000 ብር/ሓደ ሽሕ ብር/ ብምክፋስ ሰነድ ምውሳድ ትክእሉ ምካንኩም።
4. ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ኣታዊ ኣብ ዝገበረሉ ቦታ ኣብ ወረዳ ጉስመካዳ ከተማ ሩፂ ፀጋይን መሓሪን ዘመናዊ ዕዳጋ ማእከል ጥቃ ወረዳ ምምሕዳር ፊትንፊት ሩና ዕቃርን ስቃሕን መናእሰይ ህንፃ መሳረሒ መዝገቦ ትኩእ ምካኑ ክትፈልጡ ይገባእ።በዚ መሰረት ጨረታ ዝዝስ ዕስት 27/04/2018ዓ/ም ጨረታ ሰነድ ዝዕፀወሉ ዕስት 07/05/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፤30 ቅድሚ ሰዓት ኮይኑ ጨረታ ዝከፈተሉ ድማ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብስ በቲ ዕስት07/05/2018ዓ/ም ሰዓት 5፤00 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ወረዳ ጉስካዳ ከተማ ሩፂ ፀጋይን መሓሪን ዘመናዊ ዕዳጋ ማእከል ጥቃ ወረዳ ምምሕዳር ፊትንፊት ሩና ዕቃርን ልቃሕን መናእሰይ መዝገቦ ትኩእ ይክፈት።
5. ተጫረቲ ናይ ዘቅርብዎ ንብረት ርክክብ ዝፍፀመሱ ቦታናብ ወረዳ ጉሎመካዳ ከተማ ሩፂ ፀጋይን መሓሪን ዕዳጋ ማእከስ ናይ መጋዓዝያን መፅዓንን መራገፍን ካብ መቅረባደ ምካኑ ፈሊጡ ከጫረት ኣለዎ።
6. ፀጋይን መሓሪን ሕ/ማሕበር ዕዳጋ ማእከል ከተማ ሩፂ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብምስኣ ይኩን ብከፋለ ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓለወ እዩ።
7. ጨረታ መክበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ውሕስና 200,000 ብር ብሽም ፀጋይን መሓሪን ሕ/ሽ/ማሕበር ዘቅርብ።
8. ሰዓራይ ተጫራታይ ውዕሊ መክበሪ ጨረታ ካብ ዝመልኦ ጠቅላላ ዋጋ 5% ከትሕዝዝክእል ክከውን ኣለዎ።
9. ዝሰዓረ ተጫራታይ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል ክከውን ኣለዎ።
10. ኣድራሻና ወረዳ ጉሎመካዳ ተማ ፋፂ ጥቃ ወረዳ ምምሕዳር ፊትንፊት ሩና ዕቃርን ልቃሕን መናእሰይ መዝገቦ ቱኩእ ህ/መሳረሒ እዩ።
❖ ንዝበስፀሓበሬታብቁፅሪስስኪ፤0914126658/0951314040/0977147440/0914765242/0968950404 ምድዋል ይከኣል።
ዋጋ መምስ ሰነድ ጨረታ
| ተ.ቁ | ዝርዝር ንብረት | ዝርዝር መገስፂ(Specification | መዐቀኒ | በዝሒ | ናደ ሓደ ዋጋ | ጠ/ላሳ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | ብር | ሳን | ||||||
| 1 | ቴንዲኖ ቱርኪ | ቁፅሪ 8 | ባንድስ | 11 | |||||
| 2 | ቴንዲኖ ቱርኪ | ቁፅሪ 14 | ባንድስ | 46 | |||||
| 3 | ቴንዲኖ ቱርኪ | ቁፅሪ 16 | ባንድስ | 2 | |||||
| 4 | ቲኣደሮን ዋየር | ቀጠን ስልኪ | ብኩንታል | 10 | |||||
ሽም ጨረታ ዝመሰለ ኣካለ
ፌርማ
ኣድራሻ ሞባይስ ቁፅሪ
ድሕሪት