ዕዳጋ ፈፃሚ ኣካል ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንበረትን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ብናይ ኤሴልምፒ KFW4 በጀት ንዘፈር ቁጠባ ልምዓት ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ቆፎ ንህቢ ምስ መሉእ ቀረቡ ማለት እዉን ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪኡ :ሞተራት ማይ ብረቆሒ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ይዕድም

1 ናይ 2017 ዓም ወይ ናይ 2018 ዓም በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩምን ዘርቅብን

2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩምን መረዳእታ ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከቅርብ ዝክእል ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ወይ ሕዳር 2018 ዓም ሒሳብ ዘወራረድሉ ወይ ዲክላሬሽን መረዳእታ ቅዳሕ ዘቅርቡ

3 መረዳእታ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ቅዳሕ ዘቅርቡ

4 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ወይድማ ኣብ ዕደጋ ምምሕዳርን ንብረት ኣብ ዘዳለዎ መርበብ ሐበሬታ ዝተመዝገበ ምካኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ንሕድሕድ ዘፈር ንግዲ ጨረታ ንኩሎም ፍቃዳት ዋና ምስ ቅዳሕ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

6 ንሕድሕድ ዝተመለአ ሰነድ መቅረባ ዋጋ ሐደ ዋና ሐደ ቅዳሕን ብጠቅላላ ክልተ ዝተዓሸጉ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል

7 ዕድጋ ፈፃሚ ኣካል ኣብ ነብሰወከፍ ነፀላ ኣቅሓ ምስ ናይ ቤት ፅሕፈታት በጀት መሰረት ብምግባር 20 ሚእታዊ ካብ በዝሒ መጠን ዝተሐዘ ንብረት ክዉስክ ወይ ክንኪ ይመስል አለዎ

8 ኣብ ሕድሕድ ዝምላእ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተሐዊሰዎ ክምላእ አለዎ ተወሳኪ እሴት ታክስ እንተዘይተመሊእዎ ተወዳደርቲ ምስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከም ዝመለአ ይቁፀር

9 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሕሉ ግዜ ሰነድ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን30 ተከታታሊ መዓልቲታት ይከዉን

10 አብ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን እነተሃሊዎ ናይ ባዕል ዋና ፊርማ ክህልዎ አለዎ ፊርማ ዘይብሉ እንተኮይኑ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይግበር

11 ተጫረቲ ኣብ ተቅርብዎ መወዳደሪ ሰነድ ሽምን አድራሻን ክታምን ማህተምን ክዓርፎ አለዎ

12 ናይዚ ዝርዝር ዝሐዘ ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 24/3/2018 ዓም ክስብ 8/5/2018 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ

13 ጨረታ 11/5/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዐለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም አብ ዝተረክብሉ ይክፈት

14 እቲ ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342440307

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s