ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ዘገልገሉ ኣቁሑት ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ፤ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑትን ናይ ቢሮ ፈርንቸር ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 6, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላላል እዩ
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 6, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ካልኦት ዝሽወጡ / ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ዘገልገሉ ኣቁሑት ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ፤ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑትን ናይ ቢሮ ፈርንቸር ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ብክብሪ ንኽትወዳደሩ ይዕድም።

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቛሒታት

1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል።

2. ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቑፅሪ (Tin Number) ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእልን።

3. መኸበሪ ጨረታ ንመኪና ጎማን ባትሪን ኣቁሑት 6,000.00 /ሽዱሽተ ሽሕ ብር / ናይ ኤሌትርኒክስ ኣቁሑት 4,000.00/ኣርባዕተ ሽሕ ብር/ናይ ፈርንቸር ኣቁሑት 4,000.00/ኣርባዕተ ሽሕ ብር/ ብስፒኦ ጥራሕ ከትሕዝ ዝኽእል ::

4. ተወዳደርቲ ንዘሸነፍዎ ንብረት ሳዓራይ ምኮኖም ካብ ዝተነገሮም ኣብ ውሽጢ 5ተ ማዓልቲ ናይ ዝሳዓርዎ ገንዘብ ናብ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ኣታዊ ብምግባር ኣብ 5ተ ማዓልቲ ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ካብ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ዘሸነፎ ንብረት ክውስድ ዝኽእልን ድሕሪ 5ተ ማዓልቲ ዘሸነፎ ንብረት እንተዘይ ወስድዎ ድማ ዘተሕዞ ስፒኦን ዘሸነፎ ንብረትን ተወሩሱ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይከውን ።

5. ተወዳደርቲ ሰነድ ጨረታ ብር 100.00 ከፊልካ ብምውሳድ ኣብ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ማህተም፣ፊርማ ሙሉእ ኣድራሻ ምስ ስልኪ ቑፅሪ ክገልፅ ዝክእል ካብ ዕለት 21/04/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 6/05/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ረፋድ ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኮፒን ኦርጅናልን ብምፍልላይ ምእታው ይኽእሉ::እቲ ጨረታ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ተመሳሳሊ ዕለት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረኸብሉ ይኸፈት።

6. ኣብ ናይ ዋጋ መቕረቢ ዝተመልአ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን30 ማዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ ::

7. ተወዳደርቲ ንሕድሕድ ንብረት ዝመልእዎ ዋጋ ዝውዳደሩ ምዃኖም እናፍለጥና ስዓራይ ዝክውን ድማ ብጠቅላላ ድምር ዋጋ ይከውን "

8. ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፊል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው ኾይኑ ብተወሳኺ እውን 25/ ናይ ምውሳኽን ምቕናስን መሰሉ ሕልው ኾይኑ ተወዳደርቲ ሰነድ ጨረታ መምልኢ ዋጋ ካብ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ጥራሕ ክኸውን ኣለዎ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0914216464 ወይ ድማ 0914032224 ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 201 ምሕታት ትኽእሉ ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s