ምልክታ ጨረታ
ትካልና ቢ ኤም ኣር ሪስ እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትዕድጉ ትደልዩ እዚ ምልክታ ካብ ዕለት 20/04/2018 ዓ.ም ዝወፀሉ ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 24/04/2018 ዓ.ም ቅድሚ ሰዓት 4፡00 ትወዳደርስ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ እንዳገስፅና ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግበአኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተገስፀ ምዃኑ ንሕብር።
| ተ.ቁ | ዝርዝር | መለክዕ | መጠን | ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|
| 01 | ቁርፅራፅ ኣስሚንዮም ካብ 2ሜትር ክሳብ ኪሎ 3ሜትር | ኪሎ | 300 | ||
| 02 | ቁርፅራፅ ኣስሚንዮም ካብ 1ሜትር ክሳብ ኪሎ 2 ሜትር | ኪሎ | 1000 | ||
| 03 | ቁርፅራፅ ኣስሚንዮም ካብ 50 ሰንቲሜትር ክሳብ 1ሜትር | ኪሎ | 800 | ||
| 04 | ቁርፅራፅ ኣስሚንዮም ትሕቲ 50 ሰንቲሜትር | ኪሎ | 500 |
1. ጨረታ መክበሪ ሲፒኦ(CPO) 50,000.00 ብሽም ቢ ኣር ሪል እስቴት ከቅርብ ኣስዎ።
2. ኣብቲ ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድስዝ እንተሃልይዎ እቲ ተወዳዳሪ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይኸውን።
3. ዘእተውዎ ዋጋ ቅድሚ ቫት ወደ ድሕሪ ቫት ምዃኑ ብግልፂ ክቕመጥ ኣስዎ።
4. ናይ ጨረታ ሰነድ ብኦርጅናልን ኮፕን ኮይኑ ነንበይኑ ተዓሺጉ ክቐርብ ኣስዎ።
5. ሰዓራይ ብናይ ባዕሱ መፃኢ ኣብ O5 ማዓልቲ ንብረቱ ከስዕል ኣስዎ።
መተሓሳሰቢ፦ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብክሩስ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓስመ እዩ።
ኣድራሻና፦ ኣብ ከባቢ ዋና ጨንፈር ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ ፊት ንፊት ዝርከብ ህንፃ ኤክስፖ ቁ-1 6ይ ደብሪ
ድሕሪት