ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ካብ ዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ዝኣከብናዮም ዝዉገዱ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲርና ንምሻጥ ስለዝደለና

ምልክታ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ካብ ዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ዝኣከብናዮም ዝዉገዱ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲርና ንምሻጥ ስለዝደለና ንምግዛእ ንምዉድዳር ድሌት ዘለኩም እቲ ንብረት ብአካል ብምርኣይ ምግዛእ ይከአል- ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቛሒታት:-

1. ዝኾነ ኣካል ሕብረተሰብ ድሌት ዘለዎ ምዉድዳር ይኸእል

2. ጨረታ ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 14-04-2018 ጀሚሩ ክሳብ 16-04-2018 ዓ.ም ሰዓት 8፡30

3. ተወዳደርቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብብር 50 ብምግዛእ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዝርዝር ዝዉገዱ ንብረታት ምዉሳድ ይኸእሉ።

4. ሰዓራይ ናይቲ ዝሰዓሮ ንብረት ዋጋ ብጥረ-ገንዘብ/ናብ ባንኪ ኣታዊ ክገብር ይኽእል፡፡

5. ጨረታ ዝኸፈተሉ 16-04-2018 ድሕሪ ሰዓት 9፡00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ይኸፈት። 

6. ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 500 ብጥረ-ገንዘብ/ብ CPO ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ይግባእ።

7. እቲ ንብረት አብ ዝሽየጠሉ እዋን በዝሒ ክዉስኸን ክቕንስን ይኽእል።ናይቲ ንብረት ኩነታት ሰነድ ብምግዛእ ብአካል ምርአይ ይከኣል።

8. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

9. ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት አብ ዉሽጢ ሓደ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ የልዕል።

10. ኣድራሻና ዓይደር ረፈራል ሆስፒታል ታሕተዋይ በሪ ፋይናንስን ቀደማይ ደብሪ።

11. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914096890 ደዊልካ ምሕታት ይከአል መብርሂ- ኣብ ልዕሊ እቲ ዝተዓሸገ ፖስታ ብላዕሊ አድራሻን ፊርማን ስልኪ ቁፅርን ይፃሓፈሉ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከዓይደር

Tel: 03-44-41-84-37

{{ ምስ ሰላምታ }

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s