ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ፕሮጀክት ልምዓት ምንካያ ፅዕንቶ ስደተኛታታት ማለት ዉን DRIP2 ብዝተረከበ በጀት ኣብቲ ወረዳ ብዝርካብ ካብ ገጠር ዝባን ገደና ከላዉሎ ዘሳግር ድልድል ንምስራሕ ዝተትትሓዝ ትልሚ መሰረት ዝባን ገዳና ናብ ቁሸት ከላዉሎ ዝሰገር ድልድል ስራሕ ንምስራሕ መንገዲ ስራሕ ተኮናታሪ ማለተ እዉን RC ወይድማ ጠቅላላ ናይ መንገዲ ህንፃ ኮንስተራክሽን ማለት እዉን GC ፍቃድ ንዘለዎም ተወዳደርቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

1 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ብናይ መንገዲ ስራሕ ተኮናታሪ ማለተ እዉን RC ወይድማ ጠቅላላ ናይ መንገዲ ህንፃ ኮንስተራክሽን ማለት እዉን GC ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎ

3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ

4 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ብቅዓት መረጋገፂ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ 2018 ዓም ወርሒ መስከረም ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ዝገበረሉ መረዳእታን ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

5 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ዝልቀቀሎም ሰዓራይ ዉዕሊ ምስኣሰረ ይከዉን

6 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 3/4/2018 ዓም ክሳብ 10/4/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳርን ክፍሊ ቁፅሪ 2 መፂእካ ምዉሳድ ይከኣል

7 ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳራይ ሰዓራይ ተባሂሉ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ 5 ናይ ቅሬታ መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል ምካኑ እዉን ክፈልጥ አለዎ

8 ሰዓራይ ናይቲ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ በስፒኦ ብጥር ገንዘብ ወይድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና መከበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ ዝክእል

9 ሰዓራይ ዝኮነ ሳያት ካብ ዝተከብሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 120 ተከታታሊ መዓልቲታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሙ ከረክብ አለዎ

10 ሰዓራይ ዝኮነ ተጫረቲ ናይ ግዜ ሴሌዳ ከቅርብ አለዎ ብቅዑ ዓቅሚ ዘለዎም ምካኑ ንምርግጋፅ ነዚ መረዳእታ ዝከዉን ቅድሚ ሕዚ ኣብ ሐደ ናይ ማይ ፕሮጀክት ስራሕ እንተወሐደ ናይ 10 ሚልዩን ብድል ፅሬትን መጠንን ሰሪሑ ዘረከበ ምካኑ ካብቲ ዝሰርሐሉ ትካል ናይ ፅሑፍ መረዳእታ ብዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

11 ተጫረቲ ናይ መጀመሪ ስራሕ ዝከዉን እንተወሐደ ሓሙሽተ ሚሊዩን ቅርሺ ዘለዎ ምካኑ ብኣድራሽ ናብቲ ቤት ፅሕፈት ብዝተፅሓፈ ባንኪ ደብዳብ ምስ ባንኪ ስተትመንት ማለት እዉን ካብሕዳር 2018 ዓም ክሳብ እቲ ጨረታ ዝከፈተሉ ዕለት ናይ ባንኪ ስተትመነት ከቅርብ አለዎም

12 ኣብዚ ጨረታ ሰዓራይ ዝከዉን ተጫራቲ ኣብ መወዳደሪ ዝተቀመጡ ቴክኒካል መዓቀኒታት ካብ ዘማልኡ ተወዳደርቲ ዉሽጢ ንኩሎም ስራሕቲ ዘመልእዎ ዋጋ ድምር ዝተሐተ ዋጋ ዘቅረበ ማለት እዉን ሊስት ቢደር ተጫራታይ እዩ

13 አፈፃፅማ ክፍሊት ዝምልክት ዝተሰርሑ ዝርዝር ስራሕ ብባዕል ሞያ እናተረጋገፁ ተኮናተርቲ ብዝመልኦ ነፀላ ዋጋ እንዳተባዝሐ ክፍሊት ዝፍፀም ይከዉን

14ብተጫረቲ ዝቀረበ ናይ ስራሕቲ ህንፀት ናይ መወዳደሪ ሓሳብን ዋጋን ናይ ባዕል ዋና ፊርማ ዕለትን ሕጋዊ ማህተምን ክህልዎ ይግባእ

15 ዝምላእ መወዳደሪ ዋጋ ብናይ ኢትዩጰያ ቅርሺ ጥራይ ክምላእ አለዎ

16 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ሰነድ ብግልፂ ዝንብበ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ዝተሰረዘ እንተሃልዩ ድማ ኣብ ቅድሚቱ ናይ ባዕል ዋና ፊርማ ክህልዉ ግድን ይከዉን

16 ኣብ መወዳደሪ ዋጋ ኣብ መንጎ ነፀላ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋ አፈላላይ ክህልዉ የብሉን ኣፈላላይ እንተሃልዩ ድማ ኣበቲ ነፀላ ዋጋ ዝተመለአ ዝዉሰድ ይከዉን

17 ተጫረቲ ናይ ቴክኒካልን ናይ ፋይናንሽልን ሰነዳት ፖርፎርማ ዋና ኣብ ሐደ ፖስታ ከምእዉን ክልተ ቅዳሕ ኣብ ካልኦት ዝተፈላለዩ ፖሰታት ብጠቅላላ ኣብ ሰለሰተ ዝተፈላለዩ ፖስታታት ተዓሺጎም ነብስ ወከፎ ድማ ኣብ ዝባኖም ትሕዝቶ ፖስታ ስም ሙሉእ ኣድራሻን ተጫራታይ ዝወዳደረሉ ናይ መንገዲ ሰራሕ ፈሉይ ቦታ ብምፅሓፍ ናይ ትካሎም ሕጋዊ ማሕተም ሓቲሞም ብምድላዉ እንደገና ሰለስቲኦም ፖስታታት ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ብምዕሻግ ናይ ተጫራቲ ሽም ሙሉእ ኣድራሻ ዝወዳደሩ ዘሎ ናይ መንገዲ ስራሕ ፍሉይ ቦታ ብምፅሓፍ ናይ ትካሎም ሕጋዊ ማህተም ሓቲሞም ብምዕሽግ ቤት ፅሕፈት ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ነዚ ጨረታ ኢሉ ናብ ዘዳለዎ ሳንዱቅ ጨረታ ከሳብ 10/4/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ከእትዉ አለዎም

18 ኩሎም ተጫረቲ ዝዕፀወሉ ሰዓትን ቅድሚ ምእካሉ ናይ መዋዳደሪ ዋጋ መቅረቢ ሰነዶም ቤት ፅሕፈት ልምዓት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዘዳሰለዎ ጨረታ ከእትዉ አለዎም

19 ሳነዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ዕለት 10/42018 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ኮሜቴ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ተዓዘብቲ ጨረታን ኣብ ዝተረክበሉ 10/4/2018 ዓም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ይከፈት

20 ቤት ፅሕፈትና ካብ ዝቀረበ ጠቅላላ ዋጋ 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914363362 / 0914415550

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s