ንኻልአይ ጊዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ
104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ንትካልና ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፣፣ስለዚ ንሚድያ ናይ ኤሌክትሮኒክ ቴክንሻል ከምኡዉን ናይ ፅሕፈን ዛእ ስለዝደ መሳርሕን ንምግዛለናእ ስለ ዝደለና ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘሎኩም ተወዳደርቲ ብር 50.00 /ሓምሳ ብር/ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 30/3/2018 ዓ.ም ጀሚሪኩም አብ ተከታተሊ 7 ማዓልተ ናይ ቤት ፅሕፈትና ዝርዝር ዝግዝኡ ኣቑሑ ዝሓዘ ሰነድ ክትወስዱ እናፃዋዕና ተወዳርቲ ሰነድኩም ክተቅርቡ ናይ 2017 ዓ.ም ዝሓደሰ ፍቃድ ንግዲ፣ መለለዪ ግብሪ ከፈልቲ ቲን ናይ መቅራባይነት ሰርቲፍኬትን ቫት ተመዝገብቲ ብምትሕግጋዝ መወዳደሪ ሰነድኩም ክተቅርቡ ንዕዉዕ፣ 1
ብተወሳኪ ሓቤሬታ
ብስልኪ 0920430406 0914757839 ምድዋል ይካአል እዩ
ድሕሪት