https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18715
104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ንትካልና ግልጋሎት ንሚድያ ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክ ቴክንሻል ከምኡዉን ናይ ፅሕፈንዛእ ስለዝደ መሳርሕንንብረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 7, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንኻልአይ ጊዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ

104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ንትካልና ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፣፣ስለዚ ንሚድያ ናይ ኤሌክትሮኒክ ቴክንሻል ከምኡዉን ናይ ፅሕፈን ዛእ ስለዝደ መሳርሕን ንምግዛለናእ ስለ ዝደለና ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘሎኩም ተወዳደርቲ ብር 50.00 /ሓምሳ ብር/ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 30/3/2018 ዓ.ም ጀሚሪኩም አብ ተከታተሊ 7 ማዓልተ ናይ ቤት ፅሕፈትና ዝርዝር ዝግዝኡ ኣቑሑ ዝሓዘ ሰነድ ክትወስዱ እናፃዋዕና ተወዳርቲ ሰነድኩም ክተቅርቡ ናይ 2017 ዓ.ም ዝሓደሰ ፍቃድ ንግዲ፣ መለለዪ ግብሪ ከፈልቲ ቲን ናይ መቅራባይነት ሰርቲፍኬትን ቫት ተመዝገብቲ ብምትሕግጋዝ መወዳደሪ ሰነድኩም ክተቅርቡ ንዕዉዕ፣ 1

ብተወሳኪ ሓቤሬታ

ብስልኪ 0920430406 0914757839 ምድዋል ይካአል እዩ